ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ኣብ በጀት ዓመት 2016 ዝተፈላለዩ ግልጋሎት ዝዉዕል መሳርሒ ፅሕፈትን ኣቅሑት ኤሌክትሮኒክስን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ ዓብይ ዓዲ

ጨረታ ብሬዲዩ ዝተጋወሐሉ ዕለት 29/5/2016 ዓም

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት

2 ወረቀት ምስክር መዝጋበ ከፋላይ ግብሪ

3 መክበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ዉሕስና ትካል ወይድማ ካብ ባንኪ ብዝተዉሃበ ብዝተረጋገፀ መክበሪ ጨረታ ስፒኦ ንነብስወከፍ 5000 ቅርሺ ከቅርቡ አለዎም

4 ተጫረቲ ናይ ዝትጫረትሉ ዓይነት ንብረታት ጨረታ ካብ ዝሰዓረሉ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ አታዊ ይገብሩ

5 ተጫረቲ ኣብ ቤት መዘጋጃ ዓብይ ዓዲ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንነብስወከፍ ሰነድ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ 24/5/2016 ዓም ምዉሳድ ይክእሉ

6 ተጫረተ ዝመልእዎ ዋጋ ሰነድ ጨረታ ሐደ ዋና ሐድ ቅዳሕን ናይ ጨረታ መክበሪን ዝተሐደሰ ፍቃድ ስራሕ ንግዲ ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ከፋላይ ግብሪ ሰነደት ኣብ ዝተፈላለየ ፖስታ ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ ብምዕሻግ ናይቲ ዝተጫረትሉ ዓይነት ንብረት ሽም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብዝርአ ቀለም ብምፃሓፈ ነቲ ጨረታ ተባሂሉ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከሳብ 4/6/2016 ዓም ሰዓት 3፡30 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፃእ ከእትዉ አለዎም

7 ተጫረቲ ብቅዳሕ ከቅርብዎ ዝርዝር ዓይነት ንብረት ዝሐዘ ሰነድ ሓዊሱ ካብ ተራ ቁፅሪ 1 2 3 4 ዝተገለፁ መረዳእታት ኣብ ዝተፈላለየ ክልተ ፖስታት በበይኖም ዓሺጎም ከቅርቡ ይግባእ

8 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀረበ ቅጥዒታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብስ ወከፍ እቲ መረዳእታ ከምቲ ክሽየጥ እንተሎ ዝነበረ እንተይኣጎደሉ ብትክክል ክምሉኡ ይግባእ ስርዝ ድልዝ እንተሃልይዎ ፊርማን ማህተምን ዘይዓረፎ ብትክክል ዘይተመለአን ሰነድ ጨረታ ካብ ጨረታ ዋፃኢ የግብር እዩ

9 ሰዓራይ መክበሪ ዉዕሊ ናይ ዝሰዓረዑ ዋጋ 10 ሚእታዊ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ብስፒኦ ከቅርበ ዝክእል

10 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም አብ ዝተረከብሉ 4/6/2016 ዓም ሰዓት 3፡00 ቅድሚ ቀትሪ ተዓፅዩ በቲ ዕለት ንሱ ሰዓት 3፡30  ቅ/ቅትሪ ኣብ ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ዓብይዓዲ ዝረከብ ከይዲ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን እቲ ጨረታ ይክፈት

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914026611

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo