ቤት ህንፀት መቐለ ካብ በጀት ዓመት 2016 ዓም ዝክፈል ኣብ ዉሽጢ ግቢ ዝረከቡ ዝተበላሸዉ ሮታት ብበዓል ሞያ ከፀግን ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ማተሪያልን ናየ ኢድ ጠቅላላ መፀገኒ ብር

ዝተሰበረ ሮታት ምስ  ማተሪያሉ ናይ ኢድ ዋጋ ምፅጋን

ቁፅሪ

1 በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን ቲንን ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ዋጋ  ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ናይ ጠቅላላ ዋጋ ብምምላእን ናይ ተጫረቲ ንፁር ኣድራሻ  ብምጥቃስ ማህተምን ፊርማን ብምግባር ኣብ ዋጋ ናይ ጨረታ መምልኢ ተመሊኡ ክቀርብ አለዎ

3 እዚ ጨረታ ካብ ዕለት 24/5/2016 ዓም ክሳብ 29/5/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ፀኒሑ ሰዓት 4:00 ይክፈት

ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 / 0914120805

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo