ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓላፍነቱ ዝተወሰነ ዉልቀ ማሕበር ካብዚ ንታሕቲ ዝተገለፁ ናዉቲት ማለት እዉን ጎማታት መከያን : መለዋወጢ ኣቅሑት መካይን ብጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ድምፂ ወያነ ትግራይ ሓ/ዝ/ው/ማሕበር

1 ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዘሐደሱን ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ  /ቫት/ ተመዝገብቲ ዝኮኑን

2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዲክሊር ዝገበርሉ ቅዳሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

3  ዉሕስና ጨረታ 10 ሚእታዊ ብ ስፒኦ ወይድማ ካብ ባንኪ ዝተዉሃቦ ዝተዉሃበ ዝተረጋፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

4 ሰነድ ጨረታ ኩሉ ግዘ ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 22 ጥሪ  2016 ዓም ክሳብ 2 የካቲት 2016 ዓም ዘይምለስ 200 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ዋና ክፍሊ ፋይናንስ ቢሮ ቁፅሪ 308 ደኩመንት ክትወስዱ ትክእሉ

5 ደኩመንት ጨረታ ፋይናንሻል ቴክኒካልን መሊእኩም ብሽምዒ ዝተዓሸ ፖስታ ናብ ቢሮ ቁፅሪ 409 ክተቅርቡ ትክእሉ ምካንኩም ንሕብር

6 እቲ ጨረታ ካብ ዝተጋሐወሉ 22 ጥሪ 2016 ዓም ጀሚሩ ንኣስታት 10 ናይ ስራሕ መዓልቲታት ብምፅናሕ 2 ለካቲት  2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ረፋድ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ 4 ፎቅ ኣብ ዝርከብ ቢሮ ቁፅሪ 404 ይክፈት

7 ሰዓራይ ጨረታ ዉዕሊ ኣሲሩ እቲ ንብረት ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ትካል ድምፂ ወያነ ትግራይ የረክብ

8ትካልና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344410544 ወይድማ   0344410546

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo