ቤት ፅሕፈት ክፍለ ከተማ ዓዲ ሓቂ ትልምና ፋይነስን ንዝተፈላለዩ ሴክተራት ግልጋሎት እናሓቡ ዝነበሩ ዘገልግሉ ንብረት ኮምፒተር ፕሪንተር ፎቶ ኮፒ ናይ ስልኪ ቆፍ ዝተሰባበሩ ወናብር ስታፕላዘር ዓብይ ማብሻ እስቴፕለር ዓብይ ናይ ንኡሽተይ መኪና ጎማ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና አቁሑት ካልኦትን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክሸይጥ ስለዝደለየ

ቤት ፅሕፈት ክፈለ ከተማ ዓዳ ሐቂ ትልምን ፋይናንስን

ነዚ ተዘርዘሩ ዘሎ ንብረት ክትገዝኡ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ጨረታ ንክትወዳደሩ ንዕድም

1 ናይ 2008 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፈቃድ ቲን ቁፅሪ /Tin Number/ ዘለዎ

2 ተጫረቲ ኣብቲ ዝመልእዎ ሰነድ ኣድራሻን ፌርማ ማሕተም ዘዓረፎ ፖስታ ከቕርቡ አለዎም

3 በዚ መሰረት ዝተዳለወ ስፐስፊኬሽንÂ ካብቲ ቤት ፅሕፈት ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ዕደጋ ንብረትን ምምሕዳርን ጨረታ ከብ ዝወፀሉ ዕለት ጀሚሩ ዘይምለስ 10 ቅርሺ ብምክፋል ጨረታ ሰነድ ምዉሳድ ይከኣል

4 ናይ ጨረታ መክብሪ 3000 ቅርሺ ብ ስፒአ ወይ ድማ ብባንኪ ከትሕዝ ዝክእል

5 መሸነፊ ድርርጅት ንዘሸነፍዎ ንብረት አብ ዉሽጢ 5 ናይ ስራሕ መዓልቲ ወዕሊ ክአስር ዝክእል

6 መሸነፋይ ድርጅት ዉዕሊ ምስ ኣሰሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲ ብናይ ባዕሎም ትራንስፖርት ካብ ቤት ፅሕፈት ትል/ፋይ/ክ/ከ/ዓ/ሓቂ ንብረት ክወስዱ ዝክእል

7 ጨረታ ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሐሉ ጨረታ ካብ ዕለት 07/7/2008 ክሳብ 16/7/2008 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 ቢሮና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስቁ 0344403728 ብምድዋል ምሕታት ይከኣል

Â

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo