ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ኣሐቲሙ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሃውዒት
ንሕትመት መቕረብቲ

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ንብረት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ኣሐቲሙ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡

ሕትመት
NoPart NumberDescriptionUnitQtyU/priceTotal price
01sampleመእዘዚ ክፍሊት ጥረ ገንዘብ cash payment voucherea100
02sampleየተጨማሪ እሴት ታክስ የእጅ በእጅ ሽያጭ ደረሰኝ value Added tax cash sales inviceea50
03sampleቅብሊት ገንዘብ ደረሰኝ cash receipt voucherea90

1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 24/05/2016 ሰዓት 4፡00 ቕድሚ ቐትሪ

3. ተወዳዳሪ ስዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 20 መዓልቲ ከቕርቡ ኣለዎም፡ ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክእል ተወዳዳሪ ካብዚ ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይስረዝ ፡ ኣብ ሰነድ ዘቅረበሉ መዓልቲ ዘይተገለፀ ኣብዚ ዝተጠቀሰ መዓልቲ ቅቡል ከምዝገበሮ ይሕሰብ

4. ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ፣ ግብሪ ኸፋሊ መፍለይ ቁፅርን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ዘቕርብ፤

5. እዚ ናይ ፕሮፈርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፈርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሽያጥን ከምውዕሊ ኾይኑ ይሰርሕ

6. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓትት ይክእል።

7. ተወዳዳሪ ኣብዝቐርብ ናይፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።

8. ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንከቕርብ ፍቃደኛ ዘይኾነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኾነ ናይቲ ኢንተርፕራይዝ - ናይ ንዘይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፅሕፍሉ።

9. እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ ኢ/ስ/መ/ት ምስ ኣተወ ኣብ ውሽጢ 5' መዓልቲ ከምንከፍል ዝቕበል፡፡

10. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤

Tel No 0344416727

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo