1 ናይዚ ዘበ ግብሪ ዝከፈሉን ፍቃድ ንግዲ ዘለዎምን ዝሐደሱን ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮኑ መለለይ ቁፅሪ ከፈላይነት ግብሪ ዘለዎም ኣብ መቅረባይ ዝተመዝገቡ
2 ናይ ወርሒ ሕዳር 2016 ዓም ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝከፈልሉ መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ
3 መክበሪ ጨረታ 5000 / ሓሙሽተ ሽሕ/ ቅርሺ
4 ሰነድ ጨረታ ዘይምለሰ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ክፍሊ ቁፅሪ 4 ን 5 ብምዉሳድ ንዘቅርብዎ ዝርዝር ሰነድ ጨረታ ዋጋ ብምምላእ ብዝተኣሸገ ፖስታ ብምድላዉ እዚ ምልክታ ከብ ዝተጋወሐሉ 20/5/2016 ዓም ከሳብ 4/6/2016 ዓም ኣብ ሰራሕ ሰዓት ንጨረታ ኣብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ብምእታዉ ክትወዳደሩ ትክእሉ
5 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 4/6/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ኣብ በዓል መዚ ልምዓት እቶት ክልል ትግራይ ይክፈት
6 እቲ በዓል መዚ ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምሰራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
7 ተጫረቲ ሕድሕድ ዝምላ ዋጋ ተወሳኪ እሴት ታስክ ዝሐወሰ ክክዉን አለዎ
ንተወሳኪ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344401875
ኣደራሻና ዓዲሓቂ ህንፃ ማሕበር ጉዳእተ ኩናት ሳልሳይ ደብሪ ክፍል ቁፅሪ 4ን5 ጥቃ ደደቢት ማይክሮ ፋይናንስ