ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለ ንኣብያተ ፅሕፈት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ኣቁሑት ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናስን ወረዳ ጣንቋ አበርገለ

1 በቲ ዘፈር ዝተሓደሰ ፍቃድ ንግዲ፣ ቲን ናምበርÂ ፣ናይ መቅረባየነት ወረቀት፣Â ተወሳኪ ስቴት ታክስ ተመዝገብቲÂ ዝኮንኩም ፣ ወርሓዊ ሒሳብÂ ዘፍለጥኩምሉ መረዳእታ ቅዳሕ ክተቅርቡÂ እትክእሉ ፣

2 ንሕድሕድÂ መረዳእታ ዋናን ቅዳሕን ብክልተ ዝተፈላለዩ ፖስታ ተዓሺጉ ክተቅርቡ እትክእሉ ፣

3 ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ካብ ዝተቀለሐሉ 7 መጋቢትÂ 2008 ዓ ∙ምÂ ጀሚሩ ንነፍስወከፍ ሰነድ ዋጋ ዘይምለስ 50 ቅርሺ ብምክፋል ካብቲ ቤት ፅሕፈትÂ ክፍሊ ቁፅሪ 8 ክትወስዱ ትክእሉ።

4 እቲ ጨረታ 21 መጋቢትÂ 2008 ዓ.ምÂ ሰዓት 3፡ 30 ተዓፅዩ በቲ ዕለት ሰዓትÂ 4 :00 ተጫረቲÂ ወይንድማÂ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለዉሉÂ ኣብ ቤት ፅሕፈትÂ ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳርÂ ንብረትን ጧንቋ ኣበርገለÂ ክፍሊ ቁፅሪ 8Â ዝክፈት እንትከዉን

5Â ሰዓርቲÂ ሰዓራየነቶም ምስተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ3 Â መዓልቲÂ ዉዕሊ ክኣስሩ ይግባእ።

6 ጨረታ ንምስታፍ ንዝኮነ ነጋዳይ ክፍቲ ኮይኑ ጨረታ ብቀንቀ ትግርኛ መሊኡ ክቀርብ አለዎ::ነዚ መተግብሪ ዝወፀ መምርሕን ብዝእዝዞ መሰረት ዝፍፀም ኮይኑ ኣብዚ ዝሰፈረ ምስ አዋጅ መምርሕን ዝጋነፍ ቃል ከም መምርሒ ኮይኑ አየገልግልን

6 መክበሪ ጨረታ ንዝምልከት ንነፍስወከፍ ዋጋ ማለት እዉንÂ ንመሳርሒ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ፣ ንኤለክትሮኒክስ 5000 ቅርሺ ፣ንሕትመት 3000 ቅርሺ ፣ንናዉቲ አብያተ ፅሕፈት 5000 ቅርሺ፣ ኣቁሑተ ፅሬትÂ 3000 ቅርሺ ፣ንመለዋወጢ አቁሑት መኪና ሞተር ሳይክልን 5000 ቅርሺ፣ ንደቀቅቲ አቁሑት 3000 ቅርሺ ፣ንናዉቲ ኢንዳስትርያልÂ 5000 ቅርሺ ከትሕዙ ዝክእሉ

7 ተዓዋቲ ምስተፈለጠ ንብረት ዘቅርበሉ ቦታ ኣብ ወረዳ ጧንቋ ኣበርገለ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን


8 እቲ ቤት ፅሕፈትነና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪÂ 0344220126 /0914261428Â Â ደዊልኩም ምሕታት ትክእሉ ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo