ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕደር ፋይናስን ወረዳ ሳምረ ንኣብቲ ወረዳ ንዝርከባ ኣብያተ ዕዩ አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ኤሌክትሮኒስክ ኣጫሪቱ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ወረዳ ሳሓርቲ ሳምረ

1 ሕጋዊ ዝተሐደሰ ፍቃድ ንግዲ 2016 ዓም ዘለዎም

2 መለለይ ቁፅሪ ከፈልቲ ግብሪ /ቲን ናምበር /  ከቅርብ ዝክእል

3 ዝተሐደሰ ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ዘለዎም

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ እሴት ዝኮኑ ናይ እዋኑ ተወሳኪ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ፀብፃብ ዘቅረብሉ ማለት እዉን ዲክሌር ዝገበርሉ መረዳአታ ከቅርቡ ዝክእሉ

5 ሰነድ ጨረታ ከብ ዕለት 17 ጥሪ 2016 ዓም ከሳብ 22 ጥሪ 2016 ዓም ካብ ምምሕዳር ዕደጋን ፋይናንስን ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክወስድ ዝክእል

6 ሰነድ ጨረታ ዋናን ቅዳሕን ብፖስታ ብዝተዓሸገ ካብ 17 ጥሪ  2016 ዓም ከሳብ 22 ጥሪ 2016 ዓም ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ዝክእል

7 እቲ ጨረታ ዕለት 22 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 4:30 ድሕሪ ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓት 4:45 በዓሎም ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

8 መከበሪ ጨረታ 5000 ቅርሺ ብስፒኦ ወይድማ ብጥረ ገንዝብ ከትሕዙ ዝክእሉ

9 ሰዓራይ ንዝሰዓሮ ንብረት ብናይ ባዕሉ መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ሳምረ አታዊ ክገብር አለዎ

10 ኣብ ሰነድ ጨረታ ግልፂ ዘይኮኑ ሐሳባት ብፅሑፍ ብስልኪ ምሕታት ይከኣል

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እነተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo