ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ

ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ

ምልክታ ፕሮፎርማ 04/2016

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ሞተር ሳይክል መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 17/05/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕ/ፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 22/05/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኸእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመብ
ብርብር
01ፍሬን ሻራ ቅድሚትRTR 180CC/ORGINAሴት02
2ፍራቻ/ ሴት/RTR 180CC/ORGINAሴት01
3ፍሬን ሻራ ድሕሪትRTR 180CC/ORGINAሴት01
4ኦመረዛተር ጎማን/ፖራልዮተ RTR180CC/ORGINAሴት01
5ናይ ድሕሪት ታርጋ መብራህቲ ምስ ሓቛፊHIR 180CC/ORGINAቁፅሪ01
6መጋዝ እና ካቴና /ሴት/HIR 180CC/ORGINAቁፅሪ01
7ሌዘር ናይ ወንበርቁፅሪ01
8ፍሬን ኬብልRTR /ORGINALቁፅሪ02
9ፍረስዮን ኬብልRTR /ORGINALቁፅሪ02
10ካቴናRTR /ORGINALቁፅሪ01
11ካንዴላRTR /ORGINALቁፅሪ02
12ዘይቲ 20/5020/50ሊትር01
13ቅድሚት ቸርክዮRTR /ORGINALቁፅሪ01
ድምር

ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት

✓ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ

✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ ቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡

✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን

✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐለ 7' ተከታታሊ ማዓልቲ ይኸዉን

✓ እዚፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 17/05/2016ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/05/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ

✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/05/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ይግባእ፡፡ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም

✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልከ ቁፅሪ 6 4 34 99 5 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo