ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ትግራይን ን "ሰላም ንትንሳኤ ትግራይን ርክብ ንግዲ ንንግዲን ሲምፖዝዮምን ባዛርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤግዝቪሽን ኬንዳ ምስ ሙሉእ ናውቱን ናይ ኤግዝቢሽን መመላኸዒን ኣወዳዲሩ ክንካረ ይደሊ::

ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

በዚ መሰረት ነዞም ቐፂሎም ዘለው ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመበርሂ
1ዘመናዊ ኬንዳ ኤግዝቢኸን
ስፍሓቱ 33 ሜትሮቁፅሪ100
ስፍሓቱ 10*20 ሜትሮቁፅሪ02
ስፍሓቱ 44 ሜትሮቁፅሪ30
2ባሎን (Arc Balon)ቁፅሪ01
3ዲኮር (ኣብ መእተዊ በሪን ስቴጅን)ሴት01ብፋሊቶን ኣዋርቕትን ዝመስኻዕን ብፅሑፍ ተነፂሩ ዘቕርብ
4ዲጄ ምስ ሳውንድ ሲስተሙን ስቴጅንሴት01ንመዓልቲ ዋጋ ይነፀር

በዝሒ ናውቲ ከከም ኣድላይነቱ ክውስኸ ይኽእል እዩ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ፣

2. መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ/T/ ሰርትፍኬት ዘለዎ፣

3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማሕተምን፣ ፊርማን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ፣

4. ዝተመልአን ዝተዓሸገን ፖስታ ፕሮፎርማ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘ/ማሕበራትን መቐለ ከተቕርቡ ይግባእ፣

5. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሕለ ካብ ዕለት 15-17/5/2016 ዓ.ም ኮይኑ ሰዓት 4:00 ቅ/ቐትሪ ተዓፅዩ፤ 17/5/2016 ዓ.ም ሰዓት 4:30 ቅ/ቐትሪ ይኸፈት፤ ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ብኣካል ቐሪብካ ምሕታት ይከኣል፤

6. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብና ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራሕ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

Tel: +251 344 414473/416554 E-mail: mekellechamber2016@gmail.com, Website: chambermekelle.com. ciation Mobile: +251 920174989/914753503 P.0.Box - 503

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo