ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ር/ምምሕዳርን ካብኔ ሴክሪታርያትን ስግግር ልምዓት ቁጠባ ቁ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሑትን ናይ መኪና መጋየፂን ኣቅሑት ብ ፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ


1. ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬትመቕረባይነትን ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 15 /5/2016 ዓ/ም ክሳብ 17/5/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ። ዝቐረበ ፕሮፎርማ / ዕለት 20 /5/ 2016 ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃኑ ንገልፅ።

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል ብናይ ባዕሉ

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ - ይግባእ : ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን ኣብ ዘይዘርፉ ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ መዓልቲ ( ጀሚሩ ን 7ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን

7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ

ንዝድለ ሓበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

ዋጋ ምምልኢ 

ናይ መኪና መለዋወጢ ኣቕሓ

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋModel
ብርሳንብርሳን
1Pad kit04465-yzzf6Set01HIJ79L-TJMRS
2Oil filter90915-30002pis01HIJ79L-TJMRS
3shoekit04495-68080set01HIJ79L-TJMRS
4Full fiter23390-51070pis01HIJ79L-TJMRS



ናይ መኪና መጋየፂ

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋModel
ብርሳንብርሳን
1ናይ ሪቮ ናነይ ወንበር - ጨርቂ ወይ ወልፊት ኦርጂናልዳብል ፌስ ናይ ቅድሚት ወንበሮ /ናይ ሓደ ሰብ/ሴት01
2መቆት መከላከሊ ኦርጂናልዳብል ፌስ ናይ ሴት 15 01 ቅድሚት ወንበር ሶብብ /ናይ ሓደ ሰብ/
3መሪ ከቨሮሌዘርብቁፅሪ01
4ዳሽ ቦርድ ቕብኣትሓፊስብቑዕሪ02
5ናይ ውሽጢ ምንፃፍ ዝኣቱ ዝወፅእበዓል 5ሴት01
6ሽቶ ናይ መኪናስጥረይብቑፅሪ01

ምስ ሰላምታ ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo