ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለን ትግራይን ን "ሰላም ንትንሳኤ ትግራይን ርክብ ንግዲ ንንግዲን ሲምፖዝዮምን ባዛርን ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ኤግዝቪሽን ኬንዳ ምስ ሙሉእ ናውቱን ናይ ኤግዝቢሽን መመላኸዒን ኣወዳዲሩ ክንካረ ይደሊ::

ቤት ምክሪ ንግዲ መቀለ

በዚ መሰረት ነዞም ቐፂሎም ዘለው ረቛሒታት እተማልኡ ሕጋውያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም::

ተ.ቑዓይነት ንብረትመዐቐኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቕላላ ዋጋመበርሂ
1ዘመናዊ ኬንዳ ኤግዝቢኸን
ስፍሓቱ 33 ሜትሮቁፅሪ100
ስፍሓቱ 10*20 ሜትሮቁፅሪ02
ስፍሓቱ 44 ሜትሮቁፅሪ30
2ባሎን (Arc Balon)ቁፅሪ01
3ዲኮር (ኣብ መእተዊ በሪን ስቴጅን)ሴት01
4ዲጄ ምስ ሳውንድ ሲስተሙን ስቴጅንሴት01

በዝሒ ናውቲ ከከም ኣድላይነቱ ክውስኸ ይኽእል እዩ

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ፍቓድ ንግዲ ዘለዎ፣

2. መለለይ ቑፅሪ ከፋሊ ግብሪ/T/ ሰርትፍኬት ዘለዎ፣

3. ተወዳደርቲ ዋጋ መሊኦም ዘምፅእዎ ፕሮፎርማ ማሕተምን፣ ፊርማን ስልኪ ቑፅሪን ክህልዎ ይግባእ፣

4. ዝተመልአን ዝተዓሸገን ፖስታ ፕሮፎርማ ናብ ቤት ፅሕፈት ቤት ምኽሪ ንግድን ዘ/ማሕበራትን መቐለ ከተቕርቡ ይግባእ፣

5. ፕሮፎርማ ኣብ ኣየር ዝፀንሕለ ካብ ዕለት 13-15/5/2016 ዓ.ም ኮይኑ ሰዓት 9:00 ድ/ቐትሪ ተዓፅዩ፤ 15/5/2016 ዓ.ም ሰዓት 9:30 ድ/ቐትሪ ይኸፈት፤ ንተወሳኺ ሓበሬታ ናብ ቤት ምኸሪ ንግድን ዘፈር ማሕበራትን መቐለ ብኣካል ቐሪብካ ምሕታት ይከኣል፤

6. ትካልና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺብና ብኸፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራሕ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

Tel: +251 344 414473/416554 E-mail: mekellechamber2016@gmail.com, Website: chambermekelle.com. ciation Mobile: +251 920174989/914753503 P.0.Box - 503

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo