ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ መለዋወጢ ኣቑሑት ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም፡፡

ኢንተርፕይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ
01 Huanghai N1 Model DD1022 HT
NoPart NumberDescriptionUnitQtyU/priceT/priceremark
01Per modelPropeller shaft assyassy03

02 Toyota model kun 25L
NoPart NumberDescriptionUnitQtyU/priceT/priceremark
0190311-T0013 Rear differentiol sealEa01
0290311-47027 Front axle shaft sealEa01
0304495-Ok120 Brake shoekit02
0445046-09281 Tie rod endSet02
0548810-Ok010 Stablizer link rod L.HSet02
0648820-Ok030 Stablizer link rod R.HSet02
0790316-T0002 Axle shaft bearing assyAssy04
08270601020 Alternator AssyAssy01
09Per model Front axel shaft assyAssy02
1089661-OkB50 Engine control (ECM)ea01
119091F-YZZD2 Oil filterea01
1247746-3801083 Brake pad kitkit01
1304495-OK120 Shoe kitkit01

03 Welding machine MODEL ICE-EN-60974-1
NoPart NumberDescriptionUnitQtyU/priceT/priceremark
01Per modelVoltage regulaterea01
04 Electrical
NoPart NumberDescriptionUnitQtyU/priceT/priceremark
011th70A3PhV230 400/450 AC3KW 15 22Contacterea01

05 Sino model JYJ5087GJYD 05
NoPart NumberDescriptionUnitQtyU/priceT/priceremark
01SampleSampleInner bearing frontea01
02SampleOuter bearing frontea01
03Grease seal frontea02

1. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2. ፕሮፎርማ ዝቐርበሉ ጊዜ፡ ክሳብ ዕለት 16/05/2016 ሰዓት 9፡00ድሕሪ ቐትሪ

3. ተወዳዳሪይ ስዓራይ ምዃኑ ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ምስተውሃቦ ኣብ ውሽጢ 5 መዓልቲ ከቕርብ ግዴታ ኣለዎ። ኣብቲ ዝተጠቐሰ ግዜ ከቕርብ ዘይከኣለ ተወዳዳሪይ ካብዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ ። 4.ተወዳዳሪ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቓድ ፣ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቑፅሪ ፣ ናይ ንግዲ ዘርፍን ( መቕረባይ ) ካሊእ ኣድላይ መረዳእታን ዘቕርብ፤

5. ተወዳደርቲ ዝመልእዎ ሰነድ ፕሮፎርማ ብናይዚ ትካል ዝወፀ ሰነድ ክኸዉን ይምረፅ ፣ ብናይ ባዕሎም ሰነድ እንተመሊኦም ግን ምስቲ ናይ ትካልና ዝወፀ ሰነድ ፕሮፎርማ ሓደ ዓይነት ክኸዉን ኣለዎ ። 6.እዚ ናይ ፕሮፎርማ ዕደጋ ምልክታን ብተወዳደርቲ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ዋጋ ዝሓዘ ሰነድን ኣብ መንጎ ገዛእን ሽያጥን ከም ውዕሊ ኮይኑ ይሰርሕ

7. ስዓራይ ዝኾነ ተወዳዳራይ እቲ ንብረት ኣታዊ ብዘይ ምግባሩ ኣብቲ ኢንተርፕራይዝ ዝበፅሐ ጉድኣት ብምርኣይ ትካል ብሕጊ ክሓትት ይኽእል።

8. ተወዳዳሪ ኣብ ዝቐርብ ናይ ፕሮፎርማ ሰነድ ፊርማን ማህተምን ናይ ምግባር ግቡእ ይህልዎ።

9. ናይ ዕደጋ ትእዛዝ ተዋሂብዎ ንከቕርብ ፍቃደኛ ዘይኾነ ተወዳዳሪ ኣብ ዝኾነ ናይቲ ትካል ናይ ዕደጋ ውድድር ንዘይተወሰነ እዋን ከይሳተፍ ደብዳቤ ይፀሓፈሉ ።

10. እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ ኢ/ስ/መ/ት ምስ ኣተወ ኣብ ውሽጢ 5° መዓልቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቓደኛ ዝኾነ

11. እቲ ኢንተርፕራይዝ ብኽፋል ይኹን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፤ ምስ ሰላምታ” ጎይትኦ ነፃ የ ጥላየ Tel No 0344416727

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo