ሐፈሻዊ ሆስፒታል ዓድዋ ን 2008 ዓ/ም ንግልጋሎት እቲ ሆስፒታል ዝዉዕሉ 2ይ ዙር ዕደጋ ንብረት ክዕድግ ይደሊ

ሆስፒታል ዓድዋ

ሎትሓደ ዝተፈላለዩ መሳርሕታት ህንፃን ማይን ፅገናን

ሎት ክልት መሳርሒ ፅሕፈት

ሎት ሰለስተ መሳርሕታት ኤለክትሪክ ፅገናን

ሎት አርባዕተ አቁሑት ፅሬት

ሎት ሓሙሽተ መሳርሕታት ፅሕፈት

ነዞም ዝስዕቡ ቐዒሎም ዝግለፁ ረቂሒታት ዝተማላኡ ሕጋዊያን ነጋዶ ንክትወዳደሩ ይዕድም

1 በቲ ዘፈር ናይ 2008 ዓ/ም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግድ ፈቃድ ዘለዎን ቅደሕ ዘትሕዝን መለለይ ቁፅሪ ከፋሊ ግብሪ ዘለዎን ቅድሕ አታሓሒዙ ዘቅርብን

2 ተመዝጋቢ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝኮነን ናይ ወርሒ ጥሪ 2008 ዓ/ም ሒሳብ ዘፍለጠሉ ምኮኑ ዝገልፅ ድጋፍ ዘቅርብን ብተወሳኪ መቅረባይነት ዘቅርብን

3 እዚ ጨረታ ምልክታ ካብ 7 መጋቢይ 2008 ክሳብ 27 መጋቢት 2008 ዓ/ም Â ሰዓት 830 ድሕሪ ቀትሪ እዩ

4 እዚ ጨረታ 27 መጋቢት 2008 ዓ/ም ሰዓት 9:00 ድሕሪ ቀትሪ አብቲ ሆስፒታል ክፍሊ ቁፅሪ 43 ረ ይክፈት

6 እዚ ጨረታ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 5 መዓልታት ዉዕሊ ክአስር ዝክእልን ሰዓራይ ዉዕሊ እንትኣስር ካብ ዝሰዓሮ ጠቅላላ ዋጋ 10% መክበሪ ዉዕሊ ከትሕዝ ዝክእል ወይ ዉሕስና ከብ ከቅርብ ዝክእል ክከዉን አለዎ

7 እቲ ሆስፒታል በዝሒ ናይ ምዉሳክን ምንካይ መሰሉ ሕልዉ እዩ

8 ተጫረቲ ናይ ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 20.00 እንካፈለ ክወስድ አለዎ

9 መክበሪ ጨረታ ንሕድሕድ ሎት 3000 (ሰለስተ ሽሕ ቅርሸ) ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ አለዎ

10 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ግዘ ጀሚሩ ንተከታተልቲ 45 መዓልቲ ይከዉን

11 ናይ ጨረታ ሕጊ አማሊኡ ዝተረከበ ተጫራታይ ብዘይምርካቡ ምክፋት ጨረታ አይተአጋጎልን

12 ተጫራታይ ዝወሰዶ ሰነድ ጨረታ ሙሉእ ዘይጉደሉ ክመልስ አለዎ ዝጎደለ ሰነድ ጨረታ ተቀባልነት የብሉን

13 ሰዓራይ ጨረታ ብናይ ባዕሉ መጓዓዝያን መረጋፍን ናብ ሆስፒታልና ዘቅርብ ክከዉን አለዎ

14 ነቲ ጨረታ ዝመልእ ዉልቀ ሰብ ወይ እዉን ነጋዳይ ስርዝ ደልዝ ዘይብሉ ፊርማን ማሕተምን ክህልዎ ይግባእ

15 ተጫራታይ ብመሰረት ሰነድ ጨረታ ዝተሓተቶ ንብረት ከቅርብ አለዎ

እቲ ቤት ዝሐሸ መማረፂ እንተረከቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እየ

ንዘበለፀ ሐበሬታ ብስልኪ ቑፅሪ 0347712326 ወይድማ 0914127174 ደዊልካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo