ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ ኣብ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ናይ ማይ ናዉቲ ማላት ትቦታት መርሲብል ሞቶር ፓርሽን ሳብ መርሲብል ፓምፕ ምስ ምሉእ ኣክሰሰሪ ኣብ ስራሕ ዘይዋዓለ ኣጫርቱ ክዉጊድ ስለዝደሊ ነዚ ዝስዕብ ረቋሒ እተማልኡ ንክትወዳደሩ ንዕድም

ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ መኾኒ

ሕድሕድ ተጫረቲ ከማኦ ዝግባእ ግዴታታት

1 ናይ ኣቁሑት ዝርዝር ስፔስፊኬሽን ዘይምለስ ብር 70 ብምኽፋል ዝዉስዱ

2 ብናይ ባዕሉ ወፃኢ ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ቐሪቡ ክወስድ ዝክእል

3 ጨረታ መክበሪ ብር 5000 ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ብሲፒኦ ከትሕዝ ዝክእል

4 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዉዕል ክኣስር አለዎ መኽበሪ ዉዕሊ ብጥረ ገንዝብ ወይ ድማ ካብ ዝተፈለጠ ባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ወይ ድማ ካብ ዝተፈለጠ ቼክ ወይ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ዉሕስና ክፍሊት ብዝፍፀመሉ ዓይነት ገንዘብ ካብ ናይቲ ዉዕሊ ጠቅላላ ዋጋ 10% ዉዕሊ መኽበሪ ኣብ ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል ከትሕዝ አለዎ

5 ጨረታ ሰዓራይ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓልቲ ዘተሓተቶ መኽበሪ ዉዕሊ ዘየትሓዞ እንትኮይኑ ዕዳጋ ፈፃሚ ኣካል መክበሪ ጨረታ ይዉረስ

6 ጨረታ ዝፀንሐሉ እዋን ካብ ዕለት 06/07/08 Â - 22/07/2008 ዓ/ም ንተከታታሊ 15 ማዓልቲ ኮይኑ ጨረታ ሰነድ ዝዕደገሉ ድማ ኣብ ስራሕ ሰዓት ኩሉ ግዜን ቅድሚ ሰዓት ካብ 2:00-6:30 ድሕሪ ሰዓት ድማ ካብ 8:00 -11:30 ኮይኑ ኣብ ቤ/ፅ/ግ/መስተ ማይ ከተማ መኮኒ ኣብ ቢሮ ቁፅሪ 4ተ ምኻኑ ንሕብር

7 ጨረታ ሳንዱቅ ዝዕፀወሉ ግዜ ዕለት 23 07 2008 ዓም ሰዓት 300 ቅድሚ ሰዓት

8 ጨረታ ሰነድ ዝክፈተሉ ግዜ ዕለት 23/7/2008 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3:30 ቅድሚ ሰዓት ይኸዉን

9 ጨረታ ምስ ተኸፈተ ተጫረቲ ኣብ ዛቅረብወ ናይ መዋዳደሪ ሓሳብ ለዉጢ /ምምሕይሽ/ ምግባር ኣይክእሉን

11 እቲ ጨረታ ተጫራታይ ሕጋ ወኪል ኣብ ዘለዉሉ ይክፈት

12 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo