ማሕበር ኣክሲዩን ኢንዳስትሪ ሉስሉሳት መስተ ሞሓ ኣብ ኣዲስ አበባ ንዝርከቡ ሰለስተ ፋብሪካታት ክምእዉን ኣብ ሃዋሳ :መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ሰራሕተኛታት ናይ ምግብን መስትን አገልግሎት ከቅርቡ ንዝክእሉ ትካላት ብጨረታ አወዳዲሩ ክሓሪ ይደሊ

ፋብሪካ ልስሉስ መስተ ሞሃ

1 በዚ መሰረት ዝተሰናደአ ጨረታ ኣብ ከተማ ኣዲስ አበባ ዝርከቡ ፋብሪካታቱ ኣብ ኣዲሰ አበባ ክፍለ ከተማ ኣቃቂ ዝርከብ ፋብሪካ ዳቦን ሑርጭን ዘስርሖ ሳልሳይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 2 ንሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል ዓዲጎም ክሳብ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:45 ናብ ዝተሰናደአ ሳነዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ

2 ከምእዉን ኣብ ሃዋሳ መቐለን ደሴን ንዝርከቡ ፋብሪካታቱ ንዝረከቡ ተጫረቲ ኣብቶም ፋብሪካታት ኣብ ዝርከቡ ክፍሊ ዕድጊት ሰነድ ጨረታ 200 ቅርሺ ብምክፋል መሊኦም ክሳብ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 9:45 ነቲ ጨረታ  ናብ ዝተዳለወ  ሳነዱቅ ጨረታ ክእትዉ ይክእሉ ንዕድም እቲ ጨረታ 17/5/2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 10:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ይክፈት

3 እቲ ትካል ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo