መቐለ ማእከል ቤት ህንፀት ካብ 2008 ዓ/ም ን ሞዴል CAM28CP/PA180 ቁፅሪ CKDJP2P 120000014I ዝኮነት ፊኖ አዉቶ መኪና ንሞዴል HZJ80L ትራንስ ቁፅሪ H0019421 ዓይነት መኪና ቶዮታ መፀገኒ ዝዉዕል ዝተፈላለዩ ንብረት ካብ ሕጋዉያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ
  1. በቢ ስራሕ ዘርፊ ናይ 2008 ዓ/ም ሕጋዊ ንግዲ ፈቃድ መቐረባነት ደፍተርን ቲንን ዝተሐደሰ ዘለዎ ፎቶ ኮፒ ኦርጅናልን ነንበይኑ ብፖስታ ተዓሺጉ ዘቅርብÂ
  2. ቫት ተመዝጋቢ ዝኾነንÂ ናይ ወርሒ ጥሪÂ 2008 ዓ/ም ዲክላራሲዩን ፎቶ ኮፒ ከቅርብ ዝኽእል::
  3. ተጫራቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ፅለት 05/ 07 /2007 ዓምÂ ክሳብ 20/07/2008 ዓ/ም ሰዓት Â 3:00 ቅ/ቀትሪ ባህርዛፍን ኤሌትሪክን ብሎኬትን ስሚንቶን ኣቕሑት ብዘይ ክፍሊትን ቫት ተመዝገብቲ ዘይኮኑ ዝወዳደሩ ኮይኖም ንናይ ህንፃ መሳርሕን ሐሻዋን ግን ዘይምለለስ ዘይምለስÂ ብርÂ 30 ቅርሺ እናኸፈሉ ካብ መቤትና ደ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 6 ክወስዱÂ ይኽእሉÂ
  4. እቲÂ ጨረታ ዕለት 20/07/2008 ዓ/ም 3:30 ቅ/ቀትሪ ተዓፅዩ ሰዓትÂ 4:30 ቅ/ቀትሪ ተወዳደረቲ ወይ ሕጋዊÂ ወኪላት ኣብ ዝተረኸብሉ ይኹን አብ ዘይተረከብሉ ይክፈት::
  5. ተወዳደርቲÂ ጨረታ ቅድሚÂ ምክፋቱ መክብሪ ጨረታ ንህንፃ መሳርሕን ሐሸዋ ጥራሕ 3,000.00 /ዓሰርተ ሽሕ ብር / ጥረ ገንዝብÂ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ስፕኦ ከትሕዙÂ አለዎም::
  6. እቲ ዝምላእ ዋጋ ስርዝ ድልዝ ዝይብሉ ናይ ሐደ ዋጋን ጠቅላላ ዋጋን ማህተምን ፌርማን ተገይሩ ብፖስታ ተዓሺጉ ኦርጅናል ምስ ኮፒ ነንበይኑ ፖስታ ብምግባር ነዚ ጨረታ እዚ ተባሂሉ ንዝተዳለወ ሳፁን ናብ ቢሮ ቁፅሪ 6 ከእትዉ ይክእሉ
  7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡÂ እቲ ጨረታ ብምሉእÂ ይኹንÂ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ
  8. ንዝበለፀ ተወሳኪÂ ሓበሬታÂ ብአካልÂ ወይÂ ብስልኪÂ Â ቁፅሪÂ 0344411454/0914120805 Â ምሕታትÂ ይካአል::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo