ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቐለ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ ሕትመት ፕሮፎርማ ኣወዳዲርና ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ ፡፡

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ

 ስለዚ ኣብዚ ፕሮፎርማ ክትወዳደሩ እትደልዩ በዚ ዘርፊ ዝተመዝገብኩም ተወዳደርቲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዘርዘሩ ረቓሒታት ብምምላእ ንኽትወዳደሩ ንዕድም፡፡

ተ.ቁዝርዝር ዓይነት ንብረትዝርዝር መፍለይ ቁፅሪመለክዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
1ናይ ሰራሕተኛታት ባጅብዝቐረበ ዝርዝር ዕሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ /መሉእ ስምን ሓለፈነትን አደራሻን ኩሉ ዘማለአ /ኤሌትሮኒክ/ቁፅሪ10
2ክቢ ማህተምብዝቐረበ ዕሑፍ መሰረት ተገይር ዝስራሕ /ፍላሽ/ቁፅሪ02
3ቲተርብዝቐረበ ፅሑፍ መሰረት ተገይሩ ዝስራሕ /ፍላሽ/ቁፅሪ05

ዝርዝር ተደለይቲ ረቓሒታት

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ፣ዝተሓደሰ መቅረባይነት ፣ ቲን ቁፅሪ ከም ኣድላይነቱ ድማ ናይ ቫት ምዝገባ ሰርቲፊኬት ከተሓሕዝ ዝኽእል ፡፡

2. ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 09/05/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 13/05/2016 ዓ/ም ዝፀንሕ ኮይኑ ዕለት 14/03/2016 ዓ/ም ሰዓት 3፡30 ይኸፈት ፡፡

3. ተወዳደርቲ ኣብ ዘቅርብዎ ሰነድ ጨረታ ናይ ተወዳዳራይ ስም ፣ ፌርማ ብምዕራፍን ብዝተዓሸገ ፖስታ ከቅርቡ ኣለዎ ። ፣ ማህተምን ኣድራሽኦምን

4. ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ካብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 03 መዓልቲ ናብ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ ንብረት ክፍሊት ኣታዊ ክገብር ኣለዎ ።

5. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስተኸፈተ ን7' ተኸታተልቲ መዓልቲታት ዝፀንሕ ይኸውን ፡፡

6. እዚ ሰነድ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ከይኑ የገልግል ፡፡ ⇨ ኣብ ከይዲ ጨረታ/ፕሮፎርማ ንምዝባዕ ዝፍትኑ ተወዳደርቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ብምግባርን ንቐፃሊ ድማ ኣብ ዕደጋ መንግስቲ ንኸይሳተፉ ክሳብ ምእጋድ ዝበፅሕ ስጉምቲ ክወስድ ይኽእል እዩ ዘ

8. ተወዳደርቲ ዝበለፀ ሓበሬታ ንምርካብ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ብምምፃእ ምሕታት ይከኣል እዩ ፡፡ ምስ ሰላምታ 0344-406747/0344-408501/0344-406839

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo