ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓ/ዓዲ ካብዚ ንታሕቲ ዝተዝረዝሩ ናይ ማኪና ስፔር ኣዋዳዲሩ ክዕድግ ይድሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ ዓብዮ ዓዲ

ምልክታ ጨረታ ፕሮፎርማ

ታ/ቁዓይነት ንብረትመግለፂ /Part N0/መዓቀኒብዝሒናይ ሓደ ዋጋመብሪሂ
1ዘይቲ ሞተር15W40Gallon04
2ዘይቲ ፍሬንDot-4lit01
3ፊውል ፊልተር23390-OLQHPcs01
4ኦይል ፊልተር90915-TB001Pcs01
5ሽክ ኦምስርቨር ቅድሚት48510-09J10Pcs02
6ሽክ ኦምስርቨር ድሕሪት485141/513-09550Pcs02
7ፍሬን ሻራ ቅድሚት04465-0k330Kit01
8ፍሬን ሻራ ድሕሪት04465-0k330Kit01
9ናይ ውሽጢ ሚረር87810-AA011ASSY01
10ጎሚኖ ባሊስትራ (ታሕተዋይ)90385-T0010Pcs04
12ባሊስትራ ጎሚኖ (ላዕለዋይ)90385-T0009Pcs04

✓ እዚ ፕሮፎርማ በዓል ዋና ማህተምን ፊርማ ክህልዎ ኣለዎ፡፡

✓ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ዘለኩም ናይዚ ዘመን ግብሪ ዝኸፈልኩም ወይ ድማ ዘሐደስኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ትክእሉ

✓ ናይ ግብሪ ኸፋሊ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ ዘለኩም ሓደ ኮፒ ምስዚ ኣተሓሒዝኩም ተቕርቡ ጥራሕ ክትወዳደሩ ትኽእሉ፡፡

✓ ናይ መቕረባይነት ካርድ ናይዚ ዘመን ዘሐደሰን፤

✓ እዚ ፕሮፎርማ ልክዕ ከም ሕጋዊ ውዕሊ ዘግልግል ምዃኑ፣

NB-0914754301 (0114242030/ 0914120820 (01/14747+25)

✓ ሰዓራይ ኮይኑ ዝተረከብ አብ ውሽጢ ሓደ መዓልቲ ካቅረብ ዝክእል

✓ ሰዓራይ ኮይኑ ምስተረኸበ አብቲ ዝተባሃሎ ዕለት እንተዘይኣቕሪቡ ብሕጊ ከምዝጥየቕን ኪሳራ ናይቲ ቤት ዕዮ ዝጥየቕ ምዃኑ፤

✓ እቲ ጨረታ አብ አየር ዝፅንሕሉ ካብ ዕለት 08/05/2016ዓ/ም እስካብ 13/05/2016ዓ/ም እስካብ ሰዓት 5፡00 ናይ ንጉሆ::

✓ ስነድ መረከቢ ቦታ ቤት ምኽሪ ንግድን ዘፊር ማሕበራትን መቐለ

✓ ሰንድ ጨረታ ብናይ ባዕሉኩም ዝመልእ

✓ ጨረታ ዝከፍተሉ ዕለት 13/05/2016 ዓ/ም ሰዓት5፡10

✓ እቲ ንብረት ብበዓል ሞያ ተራጋጊፁ ትክኽል እንተዘይኮይኑ ብቲ ዝተባሃሎ መሰረት ይቅይረ ኣብቲ ሰነድ ዝተጠቐሰ ሞዴል /specification/ ምስራዝ ኣይካኣልን፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo