አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ ኣብቲ ኣካደዳሚ ግልጋሎት እናሃቡ ፀኒሖም ግልጋሎቶም ዘብቅዑ ዝተፈላለዩ ናይ ቢሮ መሳለጥቲ ኣቐሑት ብግልፅ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ክዉግድ ይደሊ

አካዳሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ክልል ትግራይ

በዙይ መሰረት ከዓ ዝሽየጡ ንብረታት

ሀ ዝተፈላለዩ ዝኣረጉ ናይ ቢሮ ናዉትን

ለ ዝተፈላለዩ መዓፁን መሳኩትን

ሐ ዝተፈላለዩ ሓፂን መፂን ናይ መኪና መለዋጥን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክሽይጥ ክዉግድ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ ሕጋዉያን ነጋዶ ዝስዕቡ ረቆሒ ክተማልኡ ይግባእ

1 ናይ 2007 ግብሪ ከፊልኩም ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ አኣተሓሒዙ ክትቕርቡ እትክእሉ

2 ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቑፅሪ /TIN/ ሰርቲፊኬት ክተቕርቡ እትክእሉ

3 ጨረታ ሰዓርቲ እንተኾይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ዉዕሊ ካብ ዝአሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 5ተ ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕልኩም መጓዓዝያ ክተልዕሉ እትክእሉ

4 መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካል ማህተምን ፌርማን ክዓርፎ ይግባእÂ

5 ዝሽየጡ ሓፂን መፂን ኩሎም ብኪሎ ተመዚኑ ዝርከብ በዝሒ ኪሎ ይከዉን

6 ተጫራቲ ዘይምለስ 20.00 (ዕስራ ብር) እናከፈልኩም ሰነ ጨረታ ካብ ቤት ፅት ኣካደሚ ኣመራርሓ መለስ ዜናዊ ጉጅለ ዕዳጋ ኣብ ክከተማ ዓይደር ዝርክብ ቤት ፅትና ካብ ዕዳጋ ፋይናንስን ካብ ዕለት 5/7/2008 ክሳብ 15 /7/ 2008 ዓም ሰዓት 5:30 ናይ ንጉሆ እናመፃእኩም ክትወዱ እትክእሉ

7 ተጫረቲ ናይ ጨረታ መኽበሪ 2000 /ክልተ ሽሕ ብር/ ብሽም ኣካዳሚና ብጥረ ገንዝብ ወይም /CPO/ ከተትሕዙ እትክእሉ

8 እቲ ጨረታ ዕለት 15/07/2008 ዓም ልክዕ ሰዓት 6:00 ናይ ንጉሆ ተዓፅዩ ብተመሳሳሊ ዕለት ሰዓት 8:30 ድሕሪ ቀትሪ ኣብ ቤት ፅ/ትና ጉጀለ ዕደጋ ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብዘለዉሉ ይኽፈት ተጫረቲ ዘድሊ ኩሉ እንተማሊኦም ብዘየለዉሉ እዉን ከምዝክፈት

9 ቤት ፅሕፈታና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኹን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ ምካኑ ናይ ጨረታ ዉፅኢት ምስተፈለጠ ክሳብ 20 ናይቲ ንብረት ክዉስክን ክቕንስ ይክእል እዩ

10 ንዝበለፀ ሓበሬታ ብስቁ 034 440 1989 ወይም ብሞቁፅሪ 0914176478 ደዊልካ ምሕታት ዝከአል ምኻኑ ንሕብር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo