ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ ምምሕዳር ዳይሬክቶሬት ዕደጋ ፋይናንሰን ንብረት ምምሕዳርን ንቤት ፅሕፈት ገ/ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና መለዋወጢ / ኣቅሑት ምምሕዳር ፤ ቤት ፅሕፈት ም/ጥ/ሕ/ውሳነ ምሃብን ብፕሮፎርማ ዕደጋ ሜላ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ ስለዚ ኣብዚ ክትወዳደሩ እትደልዩ ነጋዶ በቲ ንግዲ ዘርፊ ዝሓቶ መሰረት

ቤት ፅሕፈት ርእሰ ምምሕዳር ክልል ትግራይ


1 ናይ ዘመኑ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቓድ ፣ ቲን ናምበርን ቫት ዝተመዝገብኩም ተኮይንኩም ናይ ቫት ዝረመዝገብኩምሉ ሴርቲፌኬትመቕረባይነትን ( ሰለስቲኡ ፎቶ ኮፒ ምስ ዝቀርብ ናይ ዋጋ መግለፂ ብምትሕሓዝ መሊእኩም ብፓስታ ኣሺግኩም ካብ ዕለት 8 /5/2016 ዓ/ም ክሳብ 10/5/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡30 ናብ ቁፅሪ ክፍሊ 3-18 ምቕራብ ይግባእ። ዝቐረበ ፕሮፎርማ ዕለት 13 /5/ 2016 - ዓ/ም ሰዓት 2፡30 ዝኽፈት ምዃኑ ንገልፅ።

2. እቲ ዝቐርብ ኣቅሓ በቲ ዝተጠቀሰ | ስፔስፊኬሽን መሰረት ኦርጅናልን ክኸውን ኣለዎ

3. ካብ ዝቐረቡ ተወዳደርቲ ሰዓራይ ምስተነፀረ ኣብ ውዕጢ 3 ናይ ስራሕ መዓልታት ብናይ ባዕለ ትራንስፓርት ከቅርብ ዝክእል

4. ኣብቲ ዝተጠቀሰ ግዜ ውሽጢ ክተርክቡ ትክእሉ ምዃንኩም ኣረጋጊፅኩም ክትመልኡ ይግባእ : ሳዓራይ ምስተበሃለ ዘየቅርብ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ትካል ኣብዚ ቤት ዕዮ ንዘጋጥም ምጉልእላእ ተሓታቲ ይኸውን

5. ኣብ ዘይዘርፉ /ዘይምልከቶ/ ዋጋ መሊኡ ዘቅረበ ካብ ውድድር ወፃኢ ይግበር

6. ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሓሉ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተከፈተለ መዓልቲ ጀሚሩ ን 2ተ ስራሕ መዓልቲታት ጥራሕ ይኸውን

7. እቲ ቤት ፅሕፈት ዳ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣብ ዘውፀኦ በዝሒ ምቕናስ ፣ ምውሳኽ ከምኡ 'ውን ብሙሉእ ወይ ብክፋል እቲ ፕሮፎርማ ጨረታ ናይ ምስራዝ መሰለ

8. መምልኢ ዋጋ ካብ ቤት ፅሕፈት ጊዝያዊ 2፡30-11፡30 ብኣካል ብምምፃእ ካብ ክፍሊ ቑፅሪ 3-18 ኣብ ስራሕ ሰዓት ካብ 3-18 መፅእኩም ክትወስዱ ትክእሉ ንዝድለ - ዝተሓለወ እዩ ምምሕዳር ቁፅሪ ክፍሊብኣካል ወይ ብስልኪ ቑፅሪ 0344-406451 ምሕታት ይከኣል

ዋጋ መምልኢ

ዝርዝር ዓይነት ንብረትመግለፂመለኪዒበዝሒናይ ሓደ ዋጋዋጋModel
ብርሳንብርሳን
1Ring revense syncroncilzer33387-60050pis01105
2Gear counter shaft 5th33428-60030pis01105
3Slenvetranswision HUBno333395-35031pis01105
4Bing synchronizer pull333388-60010pis01105
5Bing synchronizer corle33389-60010pis01105
6Bing synchronizer outer33384-35011pis01105
7ባትሪ ኤክስፕሮ70 Aቁፅሪ02
8Oil filter90915-30002pcs01

ምስ ሰላምታ

ቤት ፅሕፈት ጊ/ምምሕዳር ክልል ትግራይ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo