ኤጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ዝርከብ ዓሰርተ ክልተ ናይ ንግዲ ቦታ ገዛዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ከካሪይ ይደሊ

ኤጀንሲ ልምዓት ኣባይቲ ክልል ትግራይ

ማለት እዉን ትሸዓተ ናይ ንግዲ ቦታ ገዛዉቲ ንኩሉ ነጋዶ እንትክዉን ሰለስተ ናይ ንግዲ ቦታ ድማ ንአካል ጉድአት ኩናትን ንስድራ ስዉኣትን ነጋዶን ይከዉን ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ እትደልዩ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መለለይ ቁፅሪ ከፋላይ ግብሪን ዘለዎም

2 ንቲ ናይ ንግዲ ገዛ ፅገና ዝድልዩ እንትዳኣኮይኑ ብናይ ባዕሉ ወፃኢ አፀጊኑ ንምክራይ ዝክእል

3 ኣብ ናይ መንግስቲ ናይ ንግድ ኣብይቲ ጨረታ ዝሳተፉ ተጫረቲ ኣብ ናይ መንግስቲ ኣብያቲ ኣብ ዝተፈላለየ ምጭብርባርን ዘይሕጋዊ ስራሕ ዘይሰርሑ መጠንቀቅታ ዘይብሎምን

3 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነ ዘይምለስ 300 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቢሮ ቁፅሪ 15 ምዉሳድ ይክእሉ

4 ተጫረቲ ናይ ጨረታ ሰነድ ነዚ ተባሂሉ ካብ ኢጀንሲ ልምዓትን ምምሕዳርን ኣባይቲ ክልል ትግራይ አብ ዝተዳለወ ጨረታ ሳንዱቅ ካብ ዕለት 8 ጥሪ 2016 ዓም ከሳብ 22 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓተ 9:00 ምእታዉ ይክእሉ

5 እቲ ጨረታ ዕለት 22 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 9:00 ተዓፅዩ ኣብቲ ዕለት ሰዓት 9:30 ይክፈት

6 ኣብ እዋን ጨረታ ምክፋት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ተተረከቡ ይምረፅ ናይ ጨረታ መክበሪ 30000 / ሳለሳ ሽሕ ቅርሺ ስፒኦ/ ወይድማ ናይ ባንኪ ዉሕስና ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

7 እቲ ኤጀንሲ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0344418515 / 0914778288/  0953023396  ኣድራሻ ሮማናት ሙዚቃ ቤት ፊት ንፊት ታደሰ ሐጎስ ህነፃ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo