ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞኮኒ ንዘፈር ቁጠባ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ዝዉዕል ፅሕፈት መሳርሒ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሐፈት ትልምን ፋይናንሰን ወረዳ እነዳ መኮኒ

1 ጨረታ ሰነድ ካብ ዕለት 6/5/2016 ዓም ክሳብ 13/5/2016 ዓም ኣብ ዘሎ ናይ ሰራሕ መዓልቲ ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ኣብ ከተማ ማይጨዉ ጥቃ ቴክኒክ ኮሌጅ ዝርከብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶት ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እናዳሞከኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን መፂእኩም ክትወስዱ ከምእትክእሉ ንሕብር

 ተጫረቲ ተማልእዎ ዝግባእ ረቆሒታት

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድን መቅረባይነትን ዝለዎም

2 ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑን ናይ ታሕሳስ 2016 ዓም ዝአዎጁ

3 መከበሪ ጨረታ ብር 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ መትሓዚ ጨረታ ጥራሕ ከቅርቡ ዝክእሉ

4 እቲ ጨረታ ዕለት 13/5/2016 ዓም ሰዓት 8:00 ተዓፅዩ ዕለት 13/5/2016 ዓም ሰዓት 8:30 ተጫረቲ ወይድማ ወኪላት ኣብዝትረከብሉ ይከፈት

5 ተጫረቲ ወይ ወከልቲ የለዉን ተባሂሉ ዘይተከፈተ ዝተረፈ ጨረታ ሰነድ የለን

6 ተጫረቲ ሰዓራይ ምኮኖም ምስተገለፀ ድሕሪ ናይ ቅሬታ መዓልቲ ዉዕሊ ዝኣስሩ

7 ተጫረቲ ዉዕሊ ኣይአስርን እንተይሎም ዘትሓዝዎ መከብሪ ጨረታ ይዉረስ

8 ቤት ፅሕፈትና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

9 ነፀላ ዋጋ ስርዝ ድልዝ እንተሃልዎ ተቀባልነት የብሉን

10 ጨረታ ሰነድ ዋናን ቅዳሕን ከቅርቡ ዝክእሉ

11እቲ ፖስታ ኣብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞከኒ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ ክልተ ዘሎ ሳንዱቅ ኣታዊ ይግበር

12 ሰዓርቲ ንብረት ብናይ ባዕሎም መጎዓዝያ ናብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ እንዳሞከኒ አታዊ ይገብሩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ  0914751461

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo