ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይድ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ን2016 ዓም ናይታ ከተማ ኣብ ማእከል ኣስፓልት ዘለዉ ሓምለዎት ቦታት ተክልታትን ፈልሲ ጣብያ ካልኦትን ክሬቸር ካብ ዝበሃል ቦታ ማይ ብቦጥ እናዳጎዓዘ ተክልታት ከስቲ ምስ ዝክእል ናይ ማይ ቦጥ ኪራይ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክሰርሕ ይደሊ

ቤት መዘጋጃ ከተማ ሽራሮ

ጨረታ ብሬዲዩ ዝተጋወሐሉ 6/5/2016 ዓም 

1 በቲ ዘፈር ሕጋዊ ዝኮነ ፍቃድ ንግዲ ዘለኩም

2 ኣብ ናይ ፈይናንስ መቅረብቲ ዝተመዝገብኩምን ዘሐደስኩም

3 ናይ 2016 ዓም ፍቃድ ንግዲ ዝሐደስኩም

4 ተመዝገብቲ ተወሳኪ አሴት ታክስ ዝክንኩም

5 ተመዝገብቲ መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዝኮንኩም

6 ኩሉ መዳእታኩም ቅዳሕን ሐደ ዋናን መቅረቢዋጋ ዝርዝር ሰነድ ብምትሓዝ ዓሺግኩም ኣብ ሳንዱቅ ጨረታ ክተእትዉ እትክእሉ

7 ኣብ እዋን ጨረታ መተኣማሚ ዝከዉን ብጥረ ገንዘብ ወይ ብሕጋዊ ቼክ 6000 ቅርሺ ክተትሕዙ እትክሉ

8 ሰዓራይ ሰዓሪ ምኮኑ ምስተፈለጥ ኣብ ዉሽጢ 3 መዓልቲ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእልን

9 ካብ ዝሰዓርኩሞ ጠቅላላ ዋጋ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ሕጋዊ ስፒኦ ማለት እዉን ቼክ 10 ሚእታዊ ዉዕሊ መከበሪ ክተትሕዙ ዝክእል

11 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 150 ቅርሺ ብምክፋል ካብ ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ ከይድ ስራሕ ትልምን በጀትን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ከፊልኩም ክትወስዱ እትክእሉ

12 ሰነድ ጨረታ ካብ 1 ጥሪ 2016 ዓም ክሳብ 15 ጥሪ 2016 ዓም ኣብ ዘሎ ግዘ ክትወስዱ ትክእሉ 

13 ጨረታ ዝዕፀወሉ 16 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:00 ረፋድ ኮይኑ ጨረታ ዝክፈተሉ ድማ ኣብ ተመሳሳሊ ዕለት ልክዕ ሰዓት 4:30 ይክፈት ይከዉን

14 ዋጋ ኣብ ናይ ባዕልና ሰንጠረ ዥ ጥራሕ ክምልእ ይግባእ

15  እቲ በት ፅሕፈት ዝሸሐ መማረፂ እንተሪቡ ነቲ ጨረታ በሙለእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0914778526 

ቤት ፅሕፈት ቤት መዘጋጃ ከተማ ሸራሮ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo