ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ መሳርሒ ቤ/ፅ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

ትካል መቐለ ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእከል

ምልክታ ጨረታ ዕድጊት ናዉቲ ቤ/ፅ

ዋኒኑ፣ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ ናዉቲ ቤ/ፅ ብጨረታ ምዕዳግ ይምልከት

ትካል ኦርቶ ፊዝዮቴራፒ ማእኸል መቐለ ደረጅኡ ዝሓለወ ዝተፈላለየ መሳርሒ ቤ/ፅ ብጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደለየ ንቶም ኣብ ታሕቲ ዝቅመጡ ዝርዝር መዐቀንታትን መስፈርታት እተማልኡ ኣብዚ ጨረታ ንምስታፍ ድልየት ዘለኩም ብምዕዳም ኣብዚ ጨረታ ዝሳተፉ ትካላት ይኹኑ ውልቀ ሰባት እዞም ዝስዕቡ መስፈርቲ ዘማልኡ ክኾኑ ይግባእ።

1-ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

2-ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ዘቅርብ ክኾን ይግባእ

3-ናይ ከፋሊ ተወሳኺ እሴት ታክሲ መረዳእታ ዘቅርብ ክኾን ኣለዎ

4-ትሕጃ ብስፒኦ ካብ ዘእትዎ ዋጋ 5% ዘይምለስ ከትሕዝ ኣለዎ

5-ዝዕደግ ወንበርጠረጴዛ ሸልፍ ኣብ ጨረታ ዝወፀ ብኣካል ክሪኢዎ ይግባእ

ዝዕደግ ወንበር በዚ ዝስዕብ መንገዲ ቀሪቡ ኣሎ

ተ.ቁዝርዝር ዝዕደግ ዓይነት ንብረትመዐቀኒበዝሒንፅል ዋጋድምር ዋጋ
ብር ብር
1ደረጅኡ ዝሓለወ ወንበር ናይ ኣደራሽ ብሳንፕል መሰረትንፅል43
2>ማናጀርያል ወንበር ብሳንፕል መሰረትንፅል1
3ሰክሪታሪ ወንበር ብሳንፕል መሰረትንፅል3
4>ኮምፒዩተር ቴብል ብሳንፕል መሰረትንፅል3
5ናይ ፋይል መደርደሪ ሸልፍ 2ተ ተኸፋቲ ኣልሚንየም ሙሉእ መስተዋት 2M *80CM*40CMንፅል2

* ትካልና እዚ ጨረታ ሙሉእ ንሙሉእ ይኹን ብኸፊል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ።

* ካብ ትካል ዘቅረቦ መማረፂ ወፃእ ዝቀርብ ዓይነት ንብረት ተቀባልነት የብሉን

* ኣብ ዝምላእ ጨረታ ስርዝ ድልዝ ዘለዎ ተቀባልነት የብሉን

* ሰዓረ ትካል ጨረታ ካብ ዝተኻየደሉ ዕለት ኣብ ውሽጢ 10 መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ኣለዎ

ኣድራሻ

* ትሕቲ ቅዱስ ሚካኤል ቤተ ክርስትያን

* ካብ ዕለት 04/05/2016 ዓ/ም ጀሚሩ-08/05/2016 ዓ/ም ጨረታ ዝካየደሉ ዕለት ዕለት 09/05/2016 ስዓት 3ተ ናይ ረፋድ ይካየድ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo