ቤት ህንፀት መቐለ ንተሃንፅቲ ዝዉዕል ፁሩይ ስተ ማይ ካብ ማይን ፈሳስን ካብ ኩሓ ኩብ 15 ሜትር ኪቡ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ናብ መቐለ ቤት ህንፀት ከቅርቡ ዝክእሉ ሕጋዊያን ነጋዶ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ን2016 ዓም ክሳብ ሰነ 30/10/2016 ዓም ዉዕሊ ክኣስር ይደሊ

ማእኸል ቤት ህንፀትመቐለ

ተቁ ዓይነት ንብረት ወይ ግልጋሎት መለክዒ ናይ ሐደ ሜትር ኪቡ ክራይ ዋጋ  መብርሂ
ብር
1 ናይ ማይ ዋጋ ብመስራ ቤት ዝክፈል ካብ 15 ሜትር ኪቡ ንላዕሊ ትሕዝ ቦጥ መኪና ዝስተ ፅሩይ ማይ ካብ ማይንፈሳስን / ካብ ኩሓ ንምቅራብ ክራይ ሜትር ኪቡ

1 በዚ ስራሕ ዘርፊ እዚ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ስራሕ ፍቃድን መቅረባይነት ኮፒ ከቅርብ ዝክእል

2 ቲን መፍለይ ቁፅሪ ዘለዎ ኮፒ ከቅርብ ዝክእል ከምኡ ድማ እቲ ዝተመለአ ዋጋ ጨረታ ድሕሪ ምክፋቱ ን 10 ፀኒዑ ይፅንሕ

3 ናይ ማይቐረብ  ዝምልክተ ናይ ማይ ዋጋ ዝከፈል ብማራ ቤት ኮይኑ ዝቀርበሉ ቦታ ድማ ካብ ማይንፈሳስን ካብ ኩሐ ብፅሩይ ዝስተ ማይ ጥራሕ ይከዉን ስለዚ እቲ ዉድድር ኣብ መኪና ጥራሕ ምካኑ ተረዲእኩም ክትወዳደሩ ይግባእ ብተመሳሳሊ እቲ ዝዉሃብ ግልጋሎት ቀረብ ፅሩይ ማይ ክሳብ ሰነ 30/10 /2016 ዓም ንሐደ ዓመት ዉዐሊ ዝአስር እንትከዉን ማይ ቡንባ ኣብ መስራ ቤት ኣብ ዘቃረፀትሉ ግዘ ጥራሕ እቲ ግልጋሎት ዝዉሃበ  ኮይኑ ሰዓሪ ትካል ንዝሃቦ ግልጋሎት ዝከፈሎ ብር ልዕሊ 10000 /ዓሰርተ ሽሕ/ ተኮይኑ ዊዝ ሆልድ ታክሲ 2 ሚእታዊ ይከፈል ኣብዚ ፅሬቱ ዘይሐለወ ማይ እንተመፂኡ ተቐባልነት ከምዘይብሉን ፅሬት ዘይብሉ ማይ ኣምፂኡ ኣብ ተሃንፀቲ ናይ ጥዕና ፀገም ዘምፅእ ብሕጊ ዝጥየቅ ምካኑ ክፈለጥ አለዎ

4 ተወዳደርቲ እቲ ዝመልእዎ ዋጋ ናይ ሐደ ሜትር ኩብ ዋጋ ናይ መጋዓዒዚ መኪና ጥራሕ ኮይኑ ምስቫቱ ተመሊኡ ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ኣብ ኩሉ ገፅ ማሕተም ፌርማን ብምግባር ኣብቲ ናይ ቤት ፅሕፈት ዋጋ መምልኢ ሰነድ ጨረታ ጥራሕ ኣብ ፖስታ ብምዕሻግ ከቅርብ አለዎ

5 ተወዳደርቲ ሰነድ ጨረታ ካብ ዕለት 3/5/2016 ዓም ክሳብ 20/5/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ዘይምለስ 50 ብር እናከፈሉ ካብ ቢሮ ቁፅሪ ወ/ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምም/ን ክወስዱ ይክእሉ እቲ ጨረታ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ሰዓት 4:00 ናይ ቅድሚ ሰዓት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወኪላት ኣብ ዝተረከብሉ ይኩን አብዘይ ተረከበሉ ይክፈት

6  ተወዳደርቲ ጨረታ ቅድም ምክፋቱ መከበሪ ጨረታ 3000 ብር ንምከበሪ ዉዐሊ ድማ ሰዓሪ ኮይኖም ምስተነገሮም ድሕሪ ሰለስተ መዓልቲ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ መዓልቲ ካብ ኣብ ዓመት ዝክፈሎም ግምት ዋጋ ተሓሲቡ ብጥር ገንዘብ ከትሕዙ ይግባእ

7 መስራቤትና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ጨረታ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

8 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብኣካል ወይ ብስልኪ ቁፅሪ 0942659419 / 0914120805 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo