ቢሮ ጉ/መ/ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ 2008 ዓ/ም ብናይ UNSPA ዩኒሴፍ መደበኛ በጀት ንመናእሰይ መዘናግዒ ማእኸላት ግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ዝተፈላለዩ ቓሚ ኣቁሑት ኤሌክትሮኒክስ ፣ናይ ስፖርት ናዉቲ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ

ቢሮ ጉዳይ መናእሰይን ስፖርትን

1 ተጫረቲ ናይ መንግስቲ ግብሪ ዝኸፈልሉን ናይ 2008 ዓ/ም ፈቓድ ዘሐደሱን ቫት ሬጅስትር ዝኾኑን በቢወርሑ ሒሳብ ዘፍለጥሉ መረዳእታ ናይ ካብ ግብሪ አካቢ ኣካል ዝኸፈሉ ምኻኖም መረዳእታን መለለይ መቅረባይ ሰርትፊኬት ከቅርቡ ዝኽእሉን::

2 ንዚ ጨረታ ዝተዳለወ ሰነድ ኣብ ቢሮ ጉ /መንእሰይ ስፖርትን ክልል ትግራይ ኣብ ናይ ሓባር ሕንፃ ብሎክ 1 ምድሪ ቤት ቑፅሪ 23 ብምምፃእ ንሕድሕድ 30.00 ብር ብምኽፋል ሰነድ ምዉሳድ ይካኣል::

3Â ተጫረቲ ናይ ጨረታ መክበሪ ብር 3,000 .00 (ሰለስተ ሽሕ) ብር ብጥረ ገንዘብ ወይድማ ብCPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ከቅርቡ አለዎም::

4 እቲ ጨረታ ሰነድ ብፖስታ ብምዕሻግ ናብቲ ናይ ጨረታ ሳጥን ከእትዉÂ አለዎም እቲ ጨረታ ፀኒኡ ዝፀንሐሉ ን45 መዓልቲ ይኸዉን::

4 እቲ ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ Â ካብ ዝኾነሉ ዕለት 06/07/2008 ዓ/ምÂ እስካብ Â ዕለት 20/07/2008 Â ዝፀንሕ ኮይኑ ጨረታ ዝዕፀወሉ Â 20/ 07/ 2008 ዓም Â ሰዓት 800 ድሕሪ ቀትሪ ኮይኑ በቲ ሰዓትÂ 8:30Â ድ/ቀትሪ ኣብ ብሎክÂ 1 ቢሮ ቁፅሪ 23 ይኽፈት ::

5 እቲ ቢሮ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ እቲ ከይዲ ጨረታ ብሙሉእ ይኹን ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ::

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo