ንካልኣይ ግዜ ዝወፀ ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስ ከተማ መቐለ ንቤት ፅሕፈት ዘፈር መንግስታዊ ግልጋሎት ከተማ መቀለ ግልጋሎት ዝዉዕሉ ሰርቨር ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቐለ
  • 1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ስራሕ ፍቃድ ናይ ግብሪ ከፋላይ መለለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባይነት ሰርተፈኬት ናይ ቫት ምዝገባ ሰርተፈኬት ናይ ቀረባ ወርሒ ቫት ሪፖርት ዘለዎምን ከቅርቡ ዝክእሉን
  • 2 መከበሪ ጨረታ ብር 20000 /ዒስራ ሽሕ /ብባነክ ዝተረጋገፀ  ቼክ /ስፒኦ/ ወይድማ ኣብ ኩነታት ዘይተመስረተ ናይ ባንኪ ዉሕስና ብቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ከተማ መቀለ ስም ከትሕዙ ዝክእሉ
  • 3 ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ እዚ ምልክታ ጨረታ ካብ ዝተጋወሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ስራሕ ሰዓት ዘይምለስ 300 / ሰለስተ ሚኢቲ ብር/ ብምክፋል ምዉሳድ ይከኣል
  • 4 ተጫረቲ መጫረቲ ሰነዶም ሐደ ኦርጅናል ምስ ቅዳሕ በበይኑ ብምዕሻግ ከቅርቡ አለዎም
  • 5 ጨረታ ዝከፈተሉ ዕለት 1/5/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት 16/5/2016 ዓም ሰዓት 3:30 ዝፀንሕ ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:00 ይክፈት
  • 6 ጨረታ ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ አብ ቤት ፅሕፈትና ክፍሊ ቁፅሮ 033 ይክፈት
  • 7 ተጫረቲ ሕድሕድ ናይ ጨረታ ሰነድ ናይ ድርጅት ማህተም ናብ ዝምልከቶ ኣካል ፌርማን ክዕርፈሉ ይግባእ
  • 8 ኣብ ከይዲ ጨረታ ንምዝባዕ ዝፍተኑ ተጫረቲ ካብ ጨረታ ወፃኢ ከም ዝኮኑን ንቀፃሊ ዉን ኣብ ናይ ዕደጋ መንግስታ ከይሳተፉ ከምዝግበርን ካልኣት ኣድለይቲ ስጉምቲታት ምዉሳድ ከምዝክእል ክፈልጡ ይግባአ
  • 9 ቤት ፅሕፈትና ድሕሪ ጨረታ ምክፋቱ 20 ሚእታዊ ናይ ምዉሳክ ምቅናስን መሰል አለዎ
  • 10 ዝሐሸ መማረፂ እንተተረኪቡ ብክፋል ይኩን ሙሉእ ብሙለእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እ
  • 11 ኣድራሻና ኣጋኣዚ ኦፕሮሽን ህንፃ ጥቃ እናዳ ማሪያም ጉግሳ ቤተክርስቲያን ንርከብ
  • 12 ንዝበለፀ መብርሂ ኣብ ስራሕ ሰዓት ናብ ቤት ፅሕፈትና ብኣካል ቀሪብካ ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo