ኢንተርፕራይዝ መፅናዕቲ ዲዛይንን ቁፅፅርን ስራሕቲ ማይ ትግራይ ካብዚ ፅሕፈት መሳሪሒ አቑሑት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለ ዝደለየ መስፈርቲ እተማልኡ ተወዳደርቲ ክተቕርቡ ንዕድም::

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ ማይ ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ


1. ብዘርፉ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

2. ናይ መቕረባይነት ምዝገባ ሰርትፊኬትን TIN ቑፅሪ ዝሓዘ ኮፒ ክተቕርቡ እትኽእሉ፡፡

3. ቫት ተመዝገብቲ እንተኾንኩም ናይ ቫት ሰርትፊኬት ኮፒን ዘቕርብዎ መወዳደሪ ዋጋ ቫት ዝሓወሰን ክኸውን ኣለዎ፡፡

4.  እዚ ፕሮፎርማ ከም ውዕሊ ኾይኑ የገልግል፡፡

5. ዝተአዘዘ ንብረት አሸናፊ ኾይኖም እንትርከቡ ንብረት ኣብ ውሽጢ 5ተ መዓልቲ የረክቡ፡፡

6. ፕሮፎርማ አብ አየር ዝፀንሓሉ ጊዜ ካብ 30/04/2016 ክሳብ 04/05/2016 ዓ/ም ስዓት 4፡00 ናይ ንጉሆ ይኸውን፡፡

7. ትካል ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ይኹን ብኸፋል ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስ/ቑ 0344418556 ወይም 0914-786075 ምርካብ ይካአል እዩ፡፡


ዓይነት ንብረት

ተ/ቑዓይነት ንብረትመፍለይ ቑፅሪመዕቀኒበዝሒነ/ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
01ኮምፒተር ወረቐትPhotcopyብቁፅሪ01Original
02ቢሮ ሰማያዊደስጣ02

03ቦክስ ፋይል ኬንትብቁፅሪ02

04ኮምፒተር ማውዝብቁፅሪ01
05ኡሁ1ይ ደረጃቁፅሪ01
06ከለር ፕሪንተር ቀለምJ3520ብሴት02Exp date 2024
07ፎቶ ኮፒ ማሽንCanon GRP-18 Blackx2318/2420ቁፅሪ02

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo