ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን ናይ ሞተር ሳይክል ስፔር ፓርት ብፕሮፎርማ ሜላ : ዕዳጋ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ።

ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ክልል ትግራይን

በዚ መሰረት ነዚ ዝስዕብ ረቛሒ እተማልኡ ነጋዶ ክትወዳደሩ ብክብሪ ይዕድም :-

❖ ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፋቀድ ዘለኩም ።

❖ ኣብ ቢሮ ትልምን ፋይናንስን ብመቅረባይነት ዝተመዝገቡን ናይ2016ዓ/ም ዝተሓደሰ መቅረባይነት ምስክር ወረቀት ከቅርቡ ዝክእሉ።

❖ ግብሪ ከፋላይ መፍለይ ቁፅሪ (Tax identification Number) ዘቐርቡ ተወዳደርቲ ።

❖ ነቶምኣብላዕሊዝተጠቐሱረቑሓታት እተማልኡ ተወዳደርቲ መረዳእታኹም ፎቶ ኮፒ ገይርኩም ዋጋ መሊእኩም ዝተዓሸገ ፖስታ ብምትሕሓዝ ካብ ዕለት30/04/2016ዓ.ም ክሳብ ዕለት02/05/2016ዓ.ም ሰዓት 11:30 ናይ ምሽት ኣብ ዘሎ ጊዜ ኣብ ክ/ከተማ ሓዉልቲ ኣብ ዝርከብ ኣብ ከባቢ ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ዘሎ ሰናይ ዘበን ዝርከብ ህንፃ 2 ደብሪ ኤጀንሲ ንግድን ሰደድን ቢሮ ቁፅሪ 10 ኸተቕርቡ ንዕድም።

❖ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 03/05/2016ዓ/ም ሰዓት 3:30ናይ ንጉሆ ይከውን።

❖ ዝልእኹምዎ ዶኩመንት ብንፁር ብዝረኣየሉ መንገዲ ኮፒ ገይርኩም ክተታሓሕዙ ኣለኩም ።ብንፁር እንተዘይተራእዩ ግን ካብ ዉድድር ወፃኢ ከም ዝኸውን ነፍልጥ፡

❖ ፕሮፎርማ ኣብ ሞንጎ መቅረባይን ቤት ዕዮን ምውዕዓል ከአድለየ እቲ ሰነድ ከም ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

❖ እቲ እትመልእዎ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እንተናአሰ ፕሮርማ ካብ ዝተካፈተሉ 7' ናይ ስራሕ ማዓልትታት ይከውን።

❖ ተጠቃሚ ኤጀንሲ ዘድሊ ግልጋሎት እንተዘይ ረኺቡ ክፍሊት ክፍፅም አይግደድን።

❖ ኤጀንሲና ዝሓሸ መማረፂ እንተረኺቡ እቲ ፕሮፎርማ ብኽፋል ይኹን ሙሉእ ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰለ ዝተሓለወ እዩ።

ተ.ዓይነት ንብረትመ ፍለይመዓቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠቅላላ ዋጋመብርሂ
01ጎማ ድሕሪት ምስ ካለ ማደርያ4-10-18ሴት01BMP moter
02ጎማ ቅድሚት ምስ ካለ ማደርያ2-75-21ሴት01BMP moter
03ካንዴላኦርጅናልቁፅሪ01BMP moter
04ፍርስዮን ኬብልኦርጅናልቁፅሪ01BMP moter
05ፍሬን ሻራ ድሕሪትኦርጅናልቁፅሪ01BMP moter
06ፍሬን ሻራ ቅድሚትኦርጅናልቁፅሪ01BMP moter
07ፍራቻ ድሕሪትኦርጅናልቁፅሪ02BMP moter
08ማኔላኦርጅናልቁፅሪ01BMP moter
09ባትሪቁፅሪ02BMP moter

ንተወሳኺሓበሬታ: ፕላኔት ሆቴል ፊት ንፊት ኣብ ዝርከብ ናይ ሰናይ ዘበን ህንፃ 2' ደብሪ ናብ ዳይሬክቶሬት ዳ/ር ዕ/ፋ/ን/ምም/ርን ቢሮ ቁፅሪ 10 ብኣካል ብምቕራብ ወይ ብቁፅሪ ስልኪ 0342406363 ምሕታት ይከኣል።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo