ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ስትድዩ partition and door ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

ኤጀንሲ መራከቢ ሓፋሽ ትግራይ

                    ምልክታ ግልፂ ጨረታ

ንኤጀንሲ መራኸቢ ሓፋሽ ክልል ትግራይ ኣገልግሎት ዝዉዕል ናይ ስትድዩ partition and door ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ::

በዚ መሰረት

  • ዝትሐደሰ ናይ 2007 ዓ/ም ንግዲ ፈቃድ ዘለኩም::

  • ብሐድሽ መቕረባይነት ዝተመዝገብኩም::

  • ናይ ግብሪ ካፋላይ መፍለይ ቁፅሪ/TIN/ መረዳእታ ክተቕርቡ እትኽእሉ::

  • ቫት ዝተመዝገብኩም ናይ ቀረባ ወርሒ ዲክለር ዝገበርኩምን::

  • ተጫራቲ በቲ ዝቐረበ ዝርዝር/specification/ መሰረት መሊኡ ዘቕርብ ክኸዉን አለዎ::

  • መቅረብቲ ካብ ዕለት 14/ 01/ 2007 ዓም ክሳብ ዕለት 05/ 02/ 2007 ዓ/ም 30.00 ብር ብምክፋል ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድን ኣብ ዘተዳለወ ሳፁን ምእታዉ ይካአል::

  • መከበሪ ጨረታ ብር 3,000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር / CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቸክ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅደሚ እቲ ፖስታ ምኽፋቱ ክትሕዙ አለዎም::

  • ጨረታ ዝዕሽግሉ ዕለት 05 /02 /2007 ዓ/ም ሰዓት 4:00 ኮይኑ በዚ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ባዕሎም ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረኸቡ ይክፈት::

  • ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይረኺቦም እዉን እቲ ጨረታ ንምክፋት ዝዓግቶ የለን::

  • ጨረታ ዝፀንዐሉ ግዜ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 ናይ ስራሕ መዓልቲ እዩ::

  • ቤ/ፅሕፈትና እቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይም ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰል ዝተሐለወ እዩ::

  • ተጫረቲ እቲ ዘቅርብዎ ዋጋ ምስ ቫቱ ደሚሮም አብቲ ቤ /ፅሕፈትና ኣብ ዘዳለዎ ሰነድ ድልየት መግለፂ ጥራሕ ይኮዉን::

  • ነብሰወከፍ ገፅ ማሕተም ናይ ድርጅቱኩም ከዓርፎ ኣለዎ ከምኡዉን ማህተምን ንግዲን ፍቃድን መዓረ ክከዉን አለዎ::

ኣድራሻ ሓዱሽ ህንፃ ኤጀንሴ መራኸቢ ሓፋሽ ትግራይ ጎኒ ቤት ትምህርቲ መርሲ ፋይናንስን ህንፃ 1 ደብሪ ቑፅሪ 105 ከይዲ ስራሕ ዕዳጋን ፋይናንስ ምምሕዳር ንብረትን::

  • ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0344402860 /0914704331 ምርካብ ይካኣል::


 

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo