ቤት ፅሕፈት ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ትግራይ ዳይሬክትሮት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን ንኣብያተ ፅሕፈት ካቢኔ ሴክተሪያት አገልግሎት ዝዉዕሉ ኣቅሑት ፅሬት ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ምምሕዳር ክልል

1ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም

2 ናይ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ክቅርብ ዝክእል

3 መለለይ ቁፅሪ ከፋላይነት ግብሪ ዘለዎም

4 ተመዝገብቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ማለት እዉን ቫት ምካኖም መረዳእታ ክቅርቡ ዝክእሉ

5 እዚ ግልፂ ጨረታ ካብ ዝተቃለሐሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ናይ ስራሕ ሰዓት ክሳብ  23 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 11:30 ኣብ ዘሎ ግዘ ዝርዝር መምርሒ ሰነድ ጨረታ ካብ ዳይሬክተሬት ዕድጋ ፋይናንስን ምምሕዳር ንብረትን 3ይ ደብሪ ቢሮ ቁፅሪ 19 ዘይምለስ 100 ቅርሺ ብምክፋል ክትጫረቱ ይዕድም

6 ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 2 ጥሪ 2016 ሰዓት 11:30

7 ጨረታ ዝክፈተሉ ዕለት 3 ጥሪ ሰዓት 4:00

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo