ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ናይ ፅሬት ኣቅሑት /ሳሙና /ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክገዝእ ስለዝደለየ ነጋዶ ክትወዳደሩ ንዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

No

መፍለይ

ዝርዝር ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

Sample

ሳሙና 220 ግራም

ቁፅሪ

400

2ይ ግዜ ዝወፀ

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 29/ 4/2016 ዓም ሰዓት 10:00 ድ/ሰዓት

3 ተወደዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ከቅርብ ግዴታ አለዎ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክአለ ተወዳደሪ ካብዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ

4 ተወዳደርቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ናይ ንገዲ ዘፈርን /መቅረባይ/ ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእል

5 እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ/ ኢ/ስ/መ/ት ምስ አተወ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቃደኛ ዝኮነ

6 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ 0344416727

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo