ኣብ ትሕቲ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ዝመሐደር ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ካብዚ ንታሕቲ ዝተጠቀሰ ፉርስካ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቃላሚኖ ኢንቨስትመንት ማእከል

1 ናይ ግብሪ መክፈሊ መለለይ ቁፅሪ ቲን መረዳአታ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ቫት ቅብሊት ደረሰኝ ከቅርብ ዝክእል

3 እዚ ፕሮፎርማ 30 /4/2016 ዓም ድ ሐሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ኣብ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ይክፈት

4 ተወዳዳሪይ ሰዓሪ ምኮኑ ምስተረጋገፀ ኣብ ዉሽጢ 3ተ መዓልቲ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

5 ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

6 እዚ ፕሮፎርማ ምስ ማእከል ኢንቨስትመንት ቃላሚኖ ከም ዉዕሊ የገልግል

7 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብ 0914755232

ተቁ

ዓይነት አቅሓ

 መዐቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ፍሩስካ

ኩል

50

ብ ስታንዳርድ መሰረት ትካልና ብዝደልዩ ፅሬት ዘቅረብ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo