ሓፈሻዊ 2ይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ መሰቦ ንምምሃር ምስትምሃር ዘድልዩም እዞም ፅሕፈት መሳርሒታት ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

2ይ ብርኪን መሰናድኦን ቤት ትምህርቲ መሰቦ

1 ናይ ዘበኑ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ

2 መለለይ ንግዲ ፍቃድ ቲን ምስ ፎቶ ኮፒ ከትሕዙ ይግባእ

3 ዝተሐደሰ ምዝገባ መቀረባይነት ናየዚ ዘመን ከቅርብ ዝክእል

4 ካብ ስፔስፊኬሽን ወፃኢ ምቅራብ ኣይፍቀድን

5 ትካልና 20 ሚእታዊ ናይቲ ንብረት ምንካይ ወይ ምዉሳክ ይክእል

6 እዚ ፕሮፎርማ ዕለት 1/5/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ሰዓት 3:30 ይክፈት

7 ዝሐሸ ኣማራፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ወይ ብክፋል ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

0914765469 / 0945797986

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

መብርሂ

1

ደስጣ ወረቀት 80 ግራም

ቁፅሪ

300

ISO 1400 1

2

እስክርቢቶ ሰሚያዊ

ፓኬት

20

መርኣያ

3

እስክርቢቶ ቀይሕ

ፓኬት

20

መርኣያ

4

ኮምፒተር ቀለም

ቁፅሪ

17

1ይ ደረጃ

5

ዳስተር

ቁፅሪ

100

መርኣያ

6

ቀለም

ቁፅሪ

20

መርኣያ

7

ስቴንስልስ DX2430

ቁፅሪ

20

መርኣያ

8

ስቴፕልስ

ፓኬት

20

Cangaro

9

ሐቆፊ

ቁፅሪ

50

መርኣያ

10

ክላሰር 250 ግራም

ዕሹግ

02

1ይ ደረጃ

11

ደብተር

ቁፅሪ

200

1ይ ደረጃ

12

ኮላ( Wood Fix)

ቁፅሪ

10

1ይ ደረጃ

13

ፍለሽ

ቁፅሪ

10

1ይ ደረጃ

14

ፎጣ ንኮምፒተር መፀገኒ

ቁፅሪ

20

1ይ ደረጃ

15

ወረቀት መቁረፂ ዓብዩ

ቁፅሪ

02

1ይ ደረጃ

16

መፅረቢ እርሳስ ዓብዩ

ቁፅሪ

02

1ይ ደረጃ

17

ፊሽካ ማእከላይ

ቁፅሪ

03

1ይ ደረጃ

18

ቀለም ፕሪንተር 80 A

ቁፅሪ

10

1ይ ደረጃ

18

መወልወሊ ጨረቂ

ቁፅሪ

10

1ይ ደረጃ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo