ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃን ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ናይ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ጉዳይ ህዝባዊ ቤተ ንባብ መቐለ እወክማ ብብርኪ 8 ጠቅላላ ስራሕቲ ተኮናተርቲ GC ደቀቅቲ ትካላት ንግዲ ብርኪ ፈቃድ ዘለኩም ስራሕ ተኮናተርቲ ኣጫሪቱ ከፀግን ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ዘለኩም ወረቀተ ምስክር ምዝጋባ ንግዲ እዉን ክተቅርቡ እትክእሉ

2 ወረቀት ምስክር ምዝገባ ከፍሊ ግብሪ ካብ ቤት ፅሕፈት ዘፈር ቁጠባ ልምዓት ዝተዉሃቦምን ን2016 ዓም ዝተሐደሰ ወረቀት ምስክር ብርኪ ትካል ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ተመዝገብቲ ተወሳኬ እሴት ታክስ ዝኮኑን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ተወሳኪ እሴት ታክስ ሒሰብ ዘቅረብሉ መረዳእታ እዉን ከቅርቡ ዝክእሉ

4 መከበሪ ጨረታ ካብ ዝተፈለጠ ትካል ዉሕስና መድሕን ወይድማ ካብ ባንኪ ብዝተዉሃቦም ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ እዉን ስፒኦ 50000 / ሓምሳ ሽሕ ቅርሺ / ከቅርቡ አለዎም

5 ተጫረቲ ናይቲ ዝጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክት ስራሕቲ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀምሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 120 ተከታተልቲ መዓልቲታት ሙሉእ ብሙሉእ ዛዚሞም ከረክቡ አለዎም

6 ኩሎም ተጫረቲ ሰነድ ጨረታ ካብ 23 ታሕሳስ 2016 ዓም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቤተ መዘጋጃ መቐለ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃን ቐዳማይ ደብሪ ኣድላይ መረዳእታ ብምሓዝ አሊ እዉን ዘይምለስ 1000 ቅርሺ ብምክፋል ክዕድጉ ይክእሉ እዩም

7 ተጫረቲ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ዋጋ ፋይናንሻል ሰነድ ሐደ ዋና ክልተ ቅዳሕን ናይ ጨረታ ዉሕስና ሰነዳት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታት ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ደማ ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሽግን ናይቲ ዝጫረተሉ ፕሮጀክት ስም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብማረከር ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂለየ ኣብ ቀደማይ ደብሪ ቤት መዘጋጀ ከተማ መቀለ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክስብ 14 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ቀትሪ ብኣካል ብምምፅእ ከእትዉ አለዎም

8 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ ቅጥዒታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ነብስ ወከፈ ገፅ ሰነድ እዉን ፈሪሞምን ሃቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ሰነድ እንተይኣዛብዑ እቲ ሰነድ ከምቲ ክሽዉጥ እንተሎ ዝነበረ ከይኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም ዝተጎደለን ብትክክል ዘይተመልአን ቅደም ሰዓቡ ዝተዛበዐ ሰነድ ጨረታ ካብ ጨረታ ወፃኢ ክግበር እዩ

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ 14 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ቀዳማይ ደብሪ ዝተዳለወ ክፍሊ ክክፈት እዩ

10 ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃን ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ በክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ድማ 0344407332

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo