ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃትን ኣብ ናይ 2016 በጀት ዓመት ንናይ ቤት ፅሕፈት ማሕበራዊ ጉዳይ ከተማ መቐለ ሀ ን ኣብ ክፍለ ከተማ ዓይደር ዝርከብ ናይ ቀዳማይ ብርኪ ትምህርቲ ማሪያም ምድሓን ህነፃ ስራሕ ንምስራሕ ብፓኬጅ ደረጃ ፍቃድ GC /BC7 ልዕልኡን ብርኪ ፈቃድ ዘለዎ ስራሕ ተኮናተር ዝኮኑ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ ለ ን ኣብ ክፍለ ከተማ ሓድነት ዝርከብ ናይ ቀዳማይ ብርኪ ቤት ትምህርቲ ፍረ ሰላም ህንፃ ንምስራሕ በፓኬጅ ደረጃ ፍቃድ GC /BC7 ልዕልኡን ብርኪ ፈቃድ ዘለዎ ስራሕ ተኮናተር ዝኮኑ አጫሪቱ ከስርሕ ይደሊ

ቤት ማዛጋጃ ከተማ መቐለ

1 ናይ 2016 ዓም ኣቆፃፅር ንግዲ ፍቃድ ዘሐደስሉን መረዳእታ ንግዲ ምዝገባ ወረቀት መቅረባይነት ሰርተፊኬት

2 ኣብ ቢሮ ከተማ ልምዓትን ኮንስትራክሽን ክልል ትግራይ ዝርከብ ቀንዲ ከይዲ ስራሕ ቁፅፅር ስራሕቲን ምዝገባ ፈቃድን ከምእዉን ከተማታት ኣብያተ መዘጋጃ ዝተመዝገበሉን 2016 ዓም ዝተሐደሰ ብቅዓት መረጋገፂ ሰርትፊኬት መረዳእታ ከቅርቡ ዝክእሉ

3 ናይ ቫት ምዝገባ ወረቀት ምስክርን ናይ ዝሐለፈ ወርሒ ናይ ቫት ዲክሬሽን መዳእታ ዘለዎም

4 ናይ ጨረታ ዉሕስና ካብ ዝተፈለጠ ባንኪታት ዝዉሃብ ኣብ ኩነታት ዘይተመሰረተ ናይ መድሕን ዉሕስና ትካል ወይድማ ኣብ ባንኪ ብዝዉሃብ ዝተረጋገፀ ቼክ ስፒኦ ብር 140000 / ሚኢትን ኣርባዕን ሽሕ / ከቅርቡ አለዎም

5 ተጫረቲ ናይቲ ዝተጫረትሉ ህንፃ ፕሮጀክተ ስራሕቲ ዉዕሊ ካብ ዝፈፀምሉ ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 150 ተካታተልቲ መዓልቲታት ዉሸጢ ዛዚሞም ከረከብ አለዎም

6 ኩሎም ተጫረቲ ካብ ዕለት 23 ታሐሳሰ 2016 ዓም ጀሚሩ ኣብ ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ ዝርከብ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃትን 1ይ ደብሪ ኣድላይ መረዳእታት ብምሓዝን ዘይምለስ 1500 ቅርሺ ብምክፋል ክገዝኡ ይክእሉ እዩም

7 ተጫረቲ ናይ ዝጫረትሉ ፕሮጀከት ዋጋ  ማለት ፋይናንሻል ደኩመንት ሐደ ዋና ክልተ ቅዳሕን ናይ ጨረታ ዉሕስና ሰነዳት ኣብ ዝተፈላለዩ ፖስታት ምስ ዓሸጉ ኩሎም ፖስታት ደማ ኣብ ካሊእ ዓብይ ፖስታ መሊሶም ብምዕሽግን ናይቲ ዝጫረተሉ ፕሮጀክት ስም ኣብ ልዕሊ እቲ ዓብይ ፖስታ ብማረከር ብምፅሓፍ ነቲ ጨረታ ተባሂለ ኣብ ቢሮ ቤት መዘጃጋ ከተማ መቐለ ቀደማይ ደብሪ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ክስብ 24 ጥሪ 2016 ዓም ሰዓት 4:00 ቅድሚ ረፋድ ብኣካል ብምምፅእ ከእትዉ አለዎም

8 ተጫረቲ ኣብቲ ሰነድ ጨረታ ዝቀርበሉ ቅጥዒታት ብትክክል መሊኦም ኣብ ሕድሕድ ገፅ ሰነድ ፈሪሞምን ሃቲሞምን ቅደም ሰዓብ እቲ ደኩመንት እንተይኣዛብዑ እቲ ደኩመንት ከምቲ ክሽዉጥ እንተሎ ዝነበረ ከይኣጎደሉ ከቅርቡ አለዎም ዝተጎደለን ብትክክል ዘይተመልአን ቅደም ሰዓቡ ዝተዛበዐ ሰነድ ጨረታ ካብ ጨረታ ወፃኢ የግበር እዩ

9 እቲ ጨረታ ኩሎም ተጫረቲ ወይድማ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ 24 ጥሪ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 4:30 ናይ ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ዝርከብ ቀዳማይ ደብሪ ክፍሊ ክክፈት እዩ

10 ዋና ቤት መዘጋጃ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕ ዲዛይንን ህንፃን ካልእ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ በክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ ድማ 0344407332

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo