ንማይጨው ሕርሻ ኮለጅ ግልጋሎት ዝውዕል ናይ መኪና ስፔር ፣ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ናይ ናይ ኤሌትሪክ ኣቁሑት፣ ናይ ማይ ኣቁሑትን ናይ ፅሬት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ፡፡

ማይጨው ሕርሻ ኮለጅ


ስለዚ ኣብዚ ጨረታ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ዝስዕብ ረቛሒ ክተማልኡ ይግባእ፡፡

1. ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ ኣተሓሒዝኩም ክተቕርቡ እትኽእሉ

2. ናይ ግብሪ ከፉላይ መለለይ ቑፅሪ ዝተመዝገብኩምን IN ሰርተፊኬት ክተቕርቡ ትኸእሉ 3.ቫት ዝተመዝገብኩምሉ ሰርቴፊኬትን ናይ ሕዳር ዴክሌር ዝገበርኩሙሉ መረዳእታን ክትቅርቡ እትኽእሉ፣

4. ናይ መቕማይጨው ሕርሻ ኮለጅረባይነት ሰርቴፊኬት ዝሓዝኩም

5. ሰነድ ጨረታ ፎቶ ኮፒን ኦርጅናልን ብ2' ፖስታ /ኢንቨሎፕ/ ተዓሽጉ ከቅርብ ዝክእል

6. ጨረታ ሰዓርቲ እንተኸይንኩም ዝሰዓርኩምዎ ንብረት ውዕሊ ካብ ዝኣሰርኩምዎ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ውሽጢ 10' ናይ ስራሕ መዓልቲ ብናይ ባዕልኹም መጓዓዝያ ናብ ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ብፅሬትን ብመጠንን ተቕርቡ ምዃንኩም ፣

7. ኣብቲ ጨረታ ዝሰዓርኹምዎ ንብረት ሓደ ዓይነት ዋጋ ንዘቅረብኩም ተወዳደርቲ 2ይ ዋጋ ብምቅራብ እትፍለዩ ምዃኑ፣

8. መወዳደሪ ደኩሜንት ስርዝ ድልዝ ዘይብሉ ሽምን ኣድራሻን ዘለዎ ናይቲ ትካልኩም ማህተምን ፊርማን ክህልዎ ኣለዎ ፣

9. ተጫረቲ ጨረታ ሰነድ ዘይምለስ 50.00 /ሓምሳ ብር/ እናኸፈልኩም ካብ ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፋይናንስን ንብረት ምም/ር ኣብ ቁፅሪ ቢሮ 02 ህ-B-25 ካብ 22/04/2016 ዓ/ም ክሳብ 13/05/2016 ዓ/ም ሰዓት 11፡00 እናመፃእኹም ክትወስዱ ትኸእሉ ፣

10. እቲ ጨረታ ዕለት 14/05/2016 ዓ/ም ልክዕ ሰዓት 3፡30 ተኣሽጉ ኣብቲ ዕለት ስዓት 4፡00 ኣብ ማይጨው ሕርሻ ኮሌጅ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋ ፉይናንስን ንብረት ምምሕዳርን ተጫረትቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዘለውሉ ይኸፈት ፡፡

11. ተጫረቲ ናይ ጨረታ ውሕስና መኽበሪ ንመኪና ስፔር ፣ንፅ/መሳርሒ፣ ንኤ/ሪክ ኣቁሑት ፣ ንማይ ኣቁሑትን ብር 3000.00 /ሰለስተ ሽሕ ብር/ ብCPO ፣ ብባንክ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትኸእሉ እንትኾን ንናይ ፅሬት ኣቁሑት ግና ብር 1000 /ሓደ ሽሕ ብር/፣ ብCPO ፣ብባንክ ዝተረጋገፀ ቼክ ወይ ጥረ ገንዘብ ክተትሕዙ እትኸእሉ፣

12. ዝተወዳደርለ ሰነድ ኮፒን ኦርጅናልን ክትኣቅርቡ እትኸእሉ ከምኡ ድማ ስሩዕ ሰነድ ጨረታ ሕድ ሕድ ገፅ ናይ ተጫረቲ ማህተም ብምግባር ብዝተኣሸገ ፓስታ ኣብ ዝተዳለወ ሳጥንዱቕ ተእትው ትክእሉ።

13. ናይ ሕድ ሕድ ንብረት መዐቀኒ ብነፀላ ወይ ብፓኬት ምኻኑ ኣስተውዒሎም ዋጋ ይምልኡ፡፡

14. ኮሌጅና ነቲ ጨረታ ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ብሙሉእ ኮነ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ። 

❖ ንዝበለፀ ሓበሬታ ብቴሌፎን ቑፅሪ 0914281062 /09147,5649 ደዊልዝ ክትረኽቡ ትኽእሉ ምዃንኩም ንሕብር

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo