ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ

ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ

ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣብ ታሕቲ ዝተገለፀ ናይ ህንፃ መሳርሒ ብፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ስለ ዝደለየ ክትወዳደሩ ትደልዩ ነጋዶ ሰነድ ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 19/04/2016 ዓ/ም ጀሚሩ ካብ ዕፋን/ንብ/ምምሕዳር ኮለጅና ብምውሳድ ትወዳደርሉ ዋጋ መሊእኹም ክሳብ ዕለት 22/04/2016ዓ/ም ንጎሆ ሰዓት 3፡00 ብዝተኣሸገ ፖስታ ናብ ዉቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ከ/ስ/ዕ/ፋይ/ንብ/ምም/ር ኣታዊ ክገብሩ ዝኽእሉ ተወዳደርቲ ይዕድም፡፡

ተ.ቁዓይነት ንብረትዝርዝር መግለፂመዐቀኒበዝሒናይ ሓደ ዋጋጠ/ዋጋመብርሂ
ብርብር
1ደቂቅ ሚስማርበዓል 4ኪ/ግ3
2ናይ ኮንኪሪት ሚስማርብሳምፕል መሰረትቁፅሪ30
3መሸገጥብሳምፕል መሰረትቁፅሪ45
4ደቂቅ ቡለንብሳምፕል መሰረትቁፅሪ300
5ሚስማርበዓል 12ኪ/ግ04
6ሚስማርበዓል 10ኪ/ግ04
7ተንጠልጣሊ ቁልፊማእከላይቁፅሪ45

ተተሓሒዞም ክቐርቡ ዝግበኦም መረዳእታታት

✓ ዝተሓደሰ ምስ ዘቕርብዎ ንብረት ዝተተሓሓዘ ሕጋዊ ንግዲ ፍቓድ መረዳእታ ፎቶኮፒ ት

✓ ንግብሪ ከፈልቲ ዝተውሃበ መለለዪ ቁፅሪ /ቲን/ መረዳእታ ፎቶኮፒ፣ ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ናይ 2016 ዓ.ም ዝተሓደሰ መቕረባይነት መረዳእታ ፎቶ ኮፒ ኣተሓሒዞም ከቕርቡ ይግባእ፡፡

✓ ሰዓሪ ምዃኖም ምስተገለፀሎም ዝሰዓርዎ ንብረት ኣብ 2' መዓልቲ ከረክቡ ይግባእ፡፡

✓ ክፍሊት ዝፍፀም እቲ ንብረት ብዝምልከቶ ኣካል ተረጋጊፁ ተቐባልነት ምስረኸበ/ ኣታዊ ምስተገበረ ይኸውን

✓ ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ 2 ተከታታሊ | ማዓልቲ ይኸዉን

✓ እዚፕሮፎርማ ከምውዕሊ ኮይኑ ስለዘገልግል ብሕጊ ዘገድድ ምዃኑ ፈሊጦም ዋጋ ክትመልኡ ይግባእ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝወፀሉ ዕለት 19/04/2016ዓ/ም ዝወዳደሩሉ ዋጋ መሊኦም ክሳብ ዕለት 22/04/2016ዓ/ም ሰዓት 3፡00 ናብ ውቕሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ኣታዊ ክገብሩ ይግባእ፡፡

✓ ፕሮፎርማ ዝክፈተሉ ዕለት 22/04/2016 ዓ/ም ስዓት 3፡30 ንጉሆ ኣብ ውቅሮ ሕርሻ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ይፍፀም

✓ ኮሌጅና ዝሐሸ መማረፂ እንተረኺቡ ነዚ ፕሮፎርማ ብሙሉእ ወይ ብኽፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ፡፡

ንተወሳኺ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ /09 14 34 99 54/ ደዊልካ ምሕታት ይከኣል፡፡

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo