ቢሮ ፋይናንስን ምትሕብባር ሃፍትን ንዳ/ዳ/መ/ዕደጋን ንብረት ምም/ር ካብ መደበኛ በጀት ዝክፈል ናይ ኤሌክትሮኒክስ መለዋወጢ ኣቅሑት ብፕሮፈርማ ኣወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቢሮ ፋይናንስን ምትሕሕባር ሃፍትን

1 ናይ ዘመኑ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሕጋዊ ንግዲ ፈቃደ በቲ ዘርፊ ዘለዎ

3 ናይ ግብሪ ከፋላይ ቁፅሪ ቲን ዘለዎ

4 ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀት 2016 ዓም ዝተሐደሰ ዘለዎ

5 2 ሚእታዊ ዊዝሆልዲንግ ክክፍል ዝክእል

6 ሰዓራይ ምስ ተፈለጠ ኣብ ዉሽጢ 2ተ ናይ ስራሕ መዓልቲ እቲ ዝድለ ናይ መኪና ኣቅሑት ክተቅርቡ ትክእሉ ነጋዶ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድኩም ናይ ግበሪ ከፋላይነት ቁፅሪ ቲን መለለይ ቁፅሪ ኩምን ዝተሐደሰ ናይ መቅረባየነት ምስክር ወረቀትኩምን ኮፒ ምስ መወዳደሪ ደኩመንትኩምን ብምትሕሓዝ ክትወዳደሩ ትክእሉ ምካንኩም እናገለፅና መወዳደሪኩም ሽም ኣድራሻን ናይ ትካልኩም ማህተምን ብምግባር ብሽምዒ ብዝተዓሸገ ፖስታ ካብ ዕለት 16/4/2016 ዓም ክሳብ 18/4/2016 ዓም ሰዓት 500 ክተቅርቡ ትክእሉ

7 እቲ ፕሮፎርማ ዕለት 18/4/2016 ዓም ሰዓት 530 ኣብ ቢሮ ፋይናንሰን ምትሕብባር ሃፍቲ ንቢሮ ቁፅሪ 2-19 ይክፈት

8 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እቲ ጨረታ ፕሮፎርማ ተራእዩ ሰዓራይ ካብ ዝተፈለጠሉ መዓልቲ ጀሚሩ ክሳብ 2 ናይ ስራሕ መዓለቲ ይከዉን

9 ንተወሳኪ ሐበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 0914775963

ናይ ቢሮ ሓለፍቲ ታ ቁ 4-01961 ኢት ፓራዶ

ተቁ

Material

መፍለይ

መዓቀኒ

በዝሒ

ነፀላ ዋጋ

1

Internal Hard Disk for lap Top

1 TB For Lenovo Tink Pad

ብቁፅሪ

01

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo