ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ክልል ትግራይ ካብዚ ንታሕቲ ተዘርዚሩ ዘሎ ናይ ኤሌክትሮኒክስ ንብረት ብፕሮፎርማ ስለዝደለየ ሕጋዊያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ኢንተርፕራይዝ ስራሕቲ መንገዲ ትግራይ

No

Part No

Desription

unit

Qty

U/price

Total price

መብርሂ

1

Neewer CN-216

Video Led light

Ea

01

sample

2

HVR –MRC 1k memery recording unit (HVRA –MRC1 + HVRA –Crl)Cradle & fire wire cable + Extreme pro 128 GB san disk

HD Camera memory recorder

Ea

01

sample

3

D22

Wirless  mic

Ea

01

sample

4

E 845  shand held vocal mic  xir 10 meter * cable)

XLR mic video camera hdv sennheiser

Ea

01

sample

5

NP –F970

· 7.4 V

· 8800 mah

· 65.12wh

Power extra batterires & dual charger(batterires charger

Ea

01

sample

6

7506

Head phone

Ea

01

sample

7

Neewer 2 pack NL660 – 2.4 GB coler LED panel Light kit /stand Light /

Neewer Led Light

Ea

01

sample

1 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ቦታ ደጋፊ ከይዲ ስራሕ ዕደጋን ምምሕዳር ንብረትን

2 ፕሮፎርማ ዝቀርበሉ ጊዜ ክሳብ ዕለት 17/ 4/2016 ዓም ሰዓት 400 ቅ/ሰዓት

3 ተወደዳራይ ሰዓራይ ምካኑ ናይ ዕደጋ ትዝኣዝ ምስተዉሃቦ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ከቅርብ ግዴታ አለዎ ዝተጠቀሰ ግዜ ከቅርብ ዘይክአለ ተወዳደሪ ካብዚ ትካል ናይ ዕደጋ ስራሕቲ ከምኣድላይነቱ ይእገድ

4 ተወዳደርቲ ኣግባብነት ዘለዎ ብግልፂ ዝንበብ ዝተሐደሰ ፈቃድ ንግዲ ናይ ግብሪ ከፋሊ መፍለይ ቁፅሪ ናይ መቅረባየነት ናይ ንግዲ ምዝገባን ካሊእ ኣድላይ መረዳእታ ብግልፂ ዘንብብ ዘቅርብ

5 እቲ ንብረት ናብ ዋ/ቤ/ፅ/ ኢ/ስ/መ/ት ምስ አተወ ኣብ ዉሽጢ 5ተ መዓለቲ ክፍሊት ክፍፀመሉ ፍቃደኛ ዝኮነ

6 እቲ እንተርፕራይዝ ብክፋል ይኩን ብሙሉእ ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ስልኪ0344416727

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo