ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ንናይ 2ይ ፍርቂ ዓመት 2008 በጀት ዓመት ንቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ዝዉዕል ኤች ድፒ ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ፡ብረት ትቦ ምስ መገጣጠሚኡን ተወሳኪ እሴት ታክስ ተመዝገብቲ ዝኮኑ ተወዳደርቲ ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ግዚኢት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፍት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት

ስለዚ ሕጋዉያን ተጫረቲ ግቡእ ዘማላእኩም ተወዳደርቲ ዘይምለስ ብር 50 እናከፈልኩም እዚ ምልክታ ካብ ዝወፀሉ ዕለት 1/ 07 /2008 ክሳብ 22/07 /2008 ዓም ናይ ጨረታ ሰነድ ብምዉሳድ ኣብቲ ጨረታ ክትሳተፉ ይዕድም

ጨረታ ዝዕፀወሉ ዕለት 22 /07/ 2008 ዓም ሰዓት 8 ፡30 ድሕሪ ሰዓት ኮይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 9፡ 00 ድሕሪ ሰዓት ኣብ ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት መስተ ማይ ከተማ ዓዲግራት ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ Â ወኪል ብዘለዉሉ ዝክፈት ይከዉን

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44 451566 ወይ 03 44 450106 ምሕታት ይከኣል

Â

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo