ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ማይን ፍሳስን ከተማ መቐለ ንናይ ብየዳ ስራሕቲ ዘገልግል ንብረት ተዓዲጉ ንክቀርብ ብደቁ 20948/ቐ/መ/ማይ ዕለት 11/4/2016 ዓም ብኣዉራ ከ/ስ/ትካላት መስተ ማይ ብዝቀረብ ሕቶ ዕድጊት መሰር ንምዕዳግ ብፕሮፎርማ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

ተቁ

ዓይነት ንብረት

መዓቀኒ

በዝሒ

ነ/ዋጋ

ጠ/ዋጋ

1

Electode – 3.2

Packet

16

2

Cutter Disk 230 * 2.0* 22.2

pcs

150

3

Flat Iron 3*40 mm

pcs

20

4

ናይ ብረት ቀለም / ኣንትረስት / በዓል 4 ኪሎ ግራም

Gallon

8

5

ዋየረ በሪሽ ብረት

Pc

20

1 ናይ ዘመኑ ሕጋዊ ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ምቅራብ ዝክዕል ዘይተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዘቅረበ ተወዳደሪ ተቀባለነት የብሉን ካብ ዉድድር ወፃኢ ይግበር

2 ግበሪ ከፋሊ /ቲን ንምካኑ ማስረጃ ምቅራብ ዝክእል

3 እቲ ፕሮፎርማ ከምዉዕሊ ኮይኑ የገልግል

4 ኣብ አየር ዝፀንሐሉ ግዜ ካብ 15/4/2016 ዓም ክሳብ 17/4/2016 ዓም

አድራሻ 03 ቀበሌ ስልኪ ቁፅሪ 0344407335

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo