ሑመራ ፖሊ ቴክኒክ ኮሌጅ ንግልጋሎት ዝዉዕል ናይ ኮምፒተርን ተዛመድትን ፅሕፈት መሳርሒ ፕሮፎርማ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክንፍፅም ንደሊ

ኮሌጅ ፖሊ ቴክኒክ ሑመራ

ተቁ

ዝርዝር ዓይነት ንብረት

ድሌት መግለፂ

መለክዒ

በዝሒ

ናይ ሐደ ዋጋ

ጠቅላላ ዋጋ

1

Laptop Computer

Specification

01

2

ወረቀት 80 ግራም

ኦርጅናል

ደስጣ

05

3

ፈለሽ ሲ ስቶን

16 ጂቢ

ቁፅሪ

02

1 ናይ 2015 /2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ ዝተሐደሰ መቅረባይነት ቲን ቁፅሪ ከተሓሕዝ ዝክእል

2 ፕሮፎርማ ካብ ዕለት 15/4/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 17/04/2016 ዓም ዝፀንሕ ኮይኑ በቲ ዕለት 18/4/2016 ዓም ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ 3:30 ይክፈት

3 ሰዓራይ ትካል አሸናፊ ኮይኑ ኣብ ዝተገለፀሉ ዕለት ጀሚሩ አብ ዉሽጢ 2 መዓልቲ ዝፀንሕ ይከዉን

4 ዋጋ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ እዋን እዚ ፕሮፎርማ ምስተከፈተ ን7ተ ተከታተልቲ መዓልቲ ዝፀንሕ ይከዉን

ተወዳደርቲ ንዝበለፀ ሐበሬታ ንምርካብ 0914259187

       

       

       

Laptop Computer Specification

Model

Known brand

Processor Type

Cor I 5(11 Generation and above

Storage

 1TB HDD or 512 SSD

Ram

16 GB DDR4

Screen Size

14/15.6 LED technology

Resolution

1366 * 768

Warranty

One year

    Including all accessory

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo