ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ሕርሻ ገጠር ልምዓት ቤት ፅሕፈት አገልግሎት ዝዉዕሉ ዝተፈላለዩ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ናይ ኤሌክትሮኒክስ ኣቅሑትን :ናይ ህንፃ መሳርሒ ኣቅሑትን ብግዝኢት ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ትልምን ፋይናንስን ላዕላይ ማይጨዉ

1 ሕጋዊ ፍቃድ ንግዲ ዘለዎም ዓመታዊ ግብሪ 2016 ዓም ዝከፈለን ዝሐደሰን

2 ናይ ነጋዳይ መለለይ ቁፅሪ ማለት እዉን ቲን ናምበር ዘለዎም

3 ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገበን ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ሒሳብ ዝፍለጠሉ ወይድማ ድክሌር ዝገበረሉ መረዳእታ ከቅርብ ዝክእልን

4 ኣብ መቅረብቲ ዝርዝር ዝተመዝገበን ልዕል ክብል ናይ ዝተጠቀሱ ረቆሒታት መረዳእታ ዋኑን ሐደ ገፅ ቅዳሕን ከቅርብ ዝክእልን

5 ንመከበሪ ጨረታ ንዝስዓሩ ሽዑ ንሽዑ ዝምለስ ንመሳርሒ ፅሕፈት ንኣቅሑት : ኤሌክትሮኒክስ : ንናይ ህንፃ መሳርሒን ነንሕድሕዶም 5000 ቅርሺ ብጥረ ገንዘብ ወይ ብዝተጋገፀ ቼክ ከቅርብ ዝክእል

6 ጨረታ ሰዓሪ ምኮኑ ምስተገለፀ ኣብ ዉሽጢ 5 መዓልቲታት ቀሪቡ ዉዕሊ ክኣስር ዝክእል

7 ዝሰዓሮ ንብረት በቲ ዝሰዓሮ ዝርዝር መዓቀኒ መሰረት ካብ ወዕሊ ዝኣሰረሉ ዕለት ጀሚሩ ኣብ ዉሽጢ 10 መዓልቲታት ናብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ንብረት ክፍሊ ኣታዊ ክገብር ዝክእል

8 ሰነድ ጨረታ ዝርከበሉ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ኮይኑ ኣብ ወረዳ ላዕላይ ማይጨዉ ዘፈር ሕርሻ ገጠር ልምዓትን ዝርከብ ህንፃ ምድሪ ቤት ኮይኑ ንሕድሕድ 50 ቅርሺ እናከፈለኩም ምዉሳድ ትክእሉ

9 ተጫረቲ ንተቅርብዎ ዋጋ መሊእኩም ብሽምኩም ብዝተዓሸገ ፖስታ ካበ 8 ክሳብ 19 ታሐሳስ 2016 ዓም ሰዓት 330 ናይ ንግሆ ኣብ ናይ መንግስቲ ስራሕ ሰዓት ኣብ ከይዲ ስራሕ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ጨረታ ምእታዉ ትክእሉ

10 ጨረታ ሳንዱቅ 19 ታሕሳስ 2016 ዓም ልክዕ ሰዓት 3:30 ተዓፅዩ ኣብ ተመሳሳሊ ሰዓት 4:00 ተጫረቲ ወይ ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከብሉ ክክፈት እዩ

11 እቲ ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ነቲ ጨረታ ብሙሉእ ወይ ብክፍል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

12 እቲ ቤት ፅሕፈት 20 ሚእታዊ ናይ ምንካይን ናይ ምዉሳክን መሰል አለዎ

13 ንዝበለፀ 0913875262

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo