ንባዓል መዚ ልምዓት እቶት ግልጋሎት ዝውዕል ጎማ ምስ ካላመደርኡ ክገዝእ ስለዝደለየ ብዝሓተትናዮ መሰረት ኣብ ታሕቲ ቀሪቡ ዘሎ ዋግኡ ብፕሮፎርማ ጠቒስኩም ክትወዳደሩ ንዕድም ።

በዓል መዚ ልማዓት እቶት ትግራይ

1. ተወዳደርቲ ፕሮፎርማ ካብ ዝተዓደለሉ ዕለት 08/04/2016 ጀሚሩ ክሳብ ዕለት10/04/2016 ስዓት 04፡00 ቅድሚ ቀትሪ ኣብ ዘሎ መዓልቲ መወዳደሪ ፕሮፎርማ ክተቕርቡ ንሕብር።

2. ተወዳደረቲ እቲ ዝሰዓርክምዎ ንብረት ኣብ ወሽጢ 7 መዓልቲ ኣታዊ ክትገብሩልናን እናገለፅና ኣታዊ ዝከውን ድማ በዓል ሞያ ምስ ኣረጋገፆ ይከወን።

3. እዚ ፕሮፈርማ እዙይ አብ መንጎ ሰዓራይ ትካልን ባዓል መዚ ልምዓት እቶት ከም ሕጋዊ - ውዕሊ ኮይኑ የገልግል።

4. ዝሳዓረ ትካል ብናይ ባዕሉ ትራንስፖርት ናብ ቤት ዕዮና የምፅእ፣

5. ተወዳደርቲ ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ፣ ቲን ሰርቲፊኬትን /Tin/ መቅረባይን ሰርተፊኬት ፎቶ ኮፒ ክተቕርቡ ንሕብር ።

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo