ቴክኖሎጅን ቢዝነስን ኮለጅ ፖሊ ካብዚ ንታሕቲ ንዝተዘርዘሩ ኸባቢታት ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ንተምሃሮ ንምሃብ ልዕሊ 13 ሰብ ናይ ምሓዝ ዓቐሚ ዘለወን መኻይን ብጨረታ ኣወዳዲሩ ኸካረ ይደሊ ።

ኮሌጅ ኢንስቲትዩት የቴክኖሎጂ ፖሊዮ

ስለዚ ናይ ትራንስፖርት ግልጋሎት ንምሃብ ዝትሓደሰ ንግዲ ፈቓድ ዘለዎ ትካል / ውልቀ ሰብ / ብዝስዕብ ዝርዝር መሰረት ክወዳደር ንዕድም።

ናይ ሕድ ሕድ ቦታ ዘቅርብሉ ዝርዝር ዋጋ መሊኦም ብሰምዒ ብዝተኣሸገ ፖስታ ክሳብ ታሕሳስ 10/2016 ዓ.ም ቴክኖሎጅን ቢዝነስን ኮለጅ ፖሊ ነዚ ኢሉ ኣብ ዘዳለዎ ሳንዱቅ ከተእትዉ ንሕብር።

ንዝበለፀ ሐበሬታ ብቁፅሪ ስልኪ 0344 -410440 or 41-10-12/13/14

ዞንኸባቢዋጋመብርሂ
01ላጪ ፣03 ፣ 05 ፣ 06 ፣ 04 ፣ ማይሊሓም ፣ ዓይደር መጨረሻ ታክሲ
02ዓዲ ሹምዱሑን ፣ ዳዕሮ ፣ ዓዲ ዳዕሮ ፣ ዓዲ ሓ ፣ ኮረኮንች
03ዓዲሓቂ 2ይ ብርኪ ፣ ቐልቐል ደብሪ ፣ ስራዋት ፣ ዳግም ኣምሳል ፣ 70 ካሬ
04ኣይናለም ፣ ዲያስፖራ መንደር መምህራን ፣ ኸፍቲ ሕክምና ኮለጅ ፣ ምድረ ገነት ፣ 70 ካሬ ፣ ድንጉር
05ኲሓ፣ ኣሪድ ፣ ሰሜን ዕዝ ፣ ኤርፖርት

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo