ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ፣ ኤሌክትሮኒክስን ናይ ፅርየት ኣቁሑትን ብግልፂ ጨረታ ኣወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ::

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ

ተጫረቲ ከማልእዎ ዝግበኦም ረቋሕታት

  • ናይቲ ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓ/ም ዝተሓደሰ ንግዲ ፍቃድ ፣ መቅረባይነት ፣ ቲን ካርዲን ቫትን ሰርተፊኬትን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል::
  • ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓ/ም ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል
  • ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ 05/04/2016 ዓ/ም ክሳብ ዕለት 14/04/2016 ዓ/ም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን/ምምሕዳር ምዉሳድ ዝክእል::
  • ጨረታ መክበሪ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 4,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል::
  • ጨረታ መክበሪ ናይ ኤሌክትሮኒክስ 10,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእ::
  • ጨረታ መክበሪ ናይ ፅርየት ኣቁሑት 1,000 ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል::
  • እዚ ጨረታ ዕለት 15/04/ 2016 ዓ/ም ቅ/ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ቅ/ሰዓት 3:30 ኣብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት::
  • ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብሙሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሓለወ እዩ::

ንተወሳኪሓበሬታ 

0932201817 0929505882 0914784058 ምሕታት ይከኣል

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo