ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ: ኤሌክትሮኒክስ : ናይ ፅርየት ኣቅሑትን ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ዕድጊት ክፍፅም ይደሊ

ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ

1 ናይቲ  ዝወዳደርሉ ንግዲ ዘርፊ ናይ 2016 ዓም ዝተሐደሰ ንግዲ ፍቃድ መቅረባየነት ቲን ካርድ ቫትን ሰርተፊኬትን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

2 ናይ ወርሒ መስከረም 2016 ዓም ዲክለር ዝገበረን መረዳእታ ኣተሓሒዙ ከቅርብ ዝክእል

3 ሰነድ ጨረታ ዘይምለስ 100 ብር እናከፈልኩም ካብ 5/4/2016 ዓም ክሳብ ዕለት 14/4/2016 ዓም ካብ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይናንስን ከተማ ፍረወይኒ ከ/ስ/ዕ/ፋ/ን /ምምሕዳር ምዉሳድ ዝክእል

4 ጨረታ መከበሪ ናይ ፅሕፈት መሳርሒ 4000 ኣርባዕተ ሽሕ ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

5 ጨረታ መከበሪ ናይ ኤሌክትሮኒክስ 10000 ዓሰርተ ሽሕ ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድሚ ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

6 ጨረታ መከበሪ ናይ ፅርየት ኣቅሑት 1000 ሐደ ሽሕ ብር ብስፒኦ ወይ ብጥረ ገንዘብ ቅድም ጨረታ ምክፋቱ ከትሕዝ ዝክእል

7 እዚ ጨረታ ዕለት 15/4/2016 ዓም ቅ/ሰዓት 3:00 ተዓፅዩ ቅሐሰዓት 3:30 አብ ከተማ ፍረወይኒ ቤት ፅሕፈት ልምዓት እቶትን ምምሕዳር ፋይንንስን ከተማ ፍረወይኒ ይክፈት

8 ቤት ፅሕፈት ዝሐሸ መማረፂ እንተረኪቡ ብመሉእ ወይ ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

ንተወሳኪ ሐበሬታ 0932201817 / 0929505882 / 0914784058

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo