ቤት ፅሕፈት ግልጋሎት ቐረብ ማይ ከተማ መቐለ ን 2008 ዓ/ም ዘገልግል ናይ ህንፃ መሳርሒ ብግልፂ ጨረታ አወዳዲሩ ክዕድግ ስለዝደሊ ሕጋዉያን ነጋዶ ክትወዳደሩ ይዕድም

ቤት ፅሕፈትና ግልጋሎት ቀረብ ማይ ከተማ መቐለ

1 በቲ ዘፈረ ዝተሐደሰ ሕጋዊ ንግዲ ፍቃድ ዘለኩም

2 ሐድሽ መቅረባይነት ወረቀት ምስክር ክተቅርቡ እትክእሉ

2 መረዳእታ መፍለይ ከፈልቲ ግብሪ (TIN NO) መረዳእታ ክተቅርቡ እትክእሉ

3 አብ ተወሳኪ እሴት ታክስ ዝተመዝገብኩምን ናይ መወደእታወ ርሒ ሒሳብ ዝገበርክምሉ መረዳእታ ክተቅርቡ ትኽእሉ

4 ተጫረቲ ብመሰረት ዝቀረበ ዝርዝር መሊኡ ዘቅርብ ክከዉን አለዎ መቅረብቲ ካብ 1 መጋቢት 2008 ዓም ክሳብ 15 መጋቢት 2008 ዘይምለስ 50 ቅርሺ ከፊሎም ሰነድ ጨረታ ብምዉሳድ ናብ ዝተዳለወ ሳንዱቅ ከእትዉ ይክእሉ እዩም

5 መክበሪ ጨረታ 5000 (ሓሙሽተሽሕ) ብ CPO ወይ ብባንኪ ዝተረጋገፀ ቼክ ቅድሚ እቲ ፖስታ ምክፋቱ ከትሕዙ አለዎም

6 ጨረታ ዝዕሸገሉ 15 መጋቢት 2008 ሰዓት 4:00 ኻይኑ በቲ ዕለት ሰዓት 4:30 ተጫረቲ ወይም ሕጋዊ ወከልቶም ኣብ ዝተረከበሉ ይክፈት : ተጫረቲ ወይ ድማ ሕጋዊ ወከልቶም እንተዘይተረከቡ ነቲ ጨረታ ካብ ምክፋት አይዓግትዎን

7 ጨረታ ፀኒዑ ዝፀንሐሉ ግዘ እቲ ጨረታ ካብ ዝተከፈተሉ ዕለት ጀሚሩ ን 45 ናይ ስራሕ መዓልታት እዩ

8 ሰነድ ጨረታሓደ ቴክኒካል ዋናን ሓደ ፋይናንሻል ዋናንÂ ክልተ ቅዳሕን ነንበይኑ ተዓሺጉ ክቀርብ አለዎ

9 እቲ ቤት ፅሕፈት ነቲ ጨረታ ብምሉእ ይኩን ብክፋል ናይ ምስራዝ መሰሉ ዝተሐለወ እዩ

10 Â ነብስ ወከፍ ገፅ ማሕተምን ፊርማን ናይቲ ትካል ክዓርፎ አለዎ

11 አድራሻ ግልጋሎት ማይ ከተማ መቐለ ከይዲ ስራሕን ዕደጋ ፋይናንስን ምምሕዳርን ንብረትን ቢሮ ቁፅሪ 13

ንተወሳኪ ሓበሬታ ብስልኪ ቁፅሪ 03 44407335 Â 0344407336 ደዊልካ ምርካብ ይከኣል እዩ

ስፖንስርታትና

The ways ideas spread.
Milkta Logo